ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w09 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
w09 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2009

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

2-8 መጋቢት 2009

“ንዓ ስዐበኒ”

ገጽ 3 ዚዝመር መዝሙራት፦ 23 (200), 4 (43)

9-15 መጋቢት 2009

ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ሓጐስ ርኸብ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 22 (130), 18 (162)

16-22 መጋቢት 2009

‘መገብቲ ጸጋ ኣምላኽ’ ዲኹም፧

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 7 (51), 11 (85)

23-29 መጋቢት 2009

እነሆ፡ እቲ የሆዋ ዚሰምሮ ባርያ!

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት፦ 25 (204), 17 (187)

30 መጋቢት 2009–5 ሚያዝያ 2009

ባርያ የሆዋ፡ “ብሰሪ ገበንና ቘሰለ”

ገጽ 25

ዚዝመር መዝሙራት፦ 28 (224), 21 (191)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 3-16

ሰዓቢ ክርስቶስ ምዃን እንታይ የጠቓልል፧ ነቲ ኸም ጥበቡን ትሕትናኡን ዝኣመሰለ ሓለፍ ዝበለ ባህርያቱ ምቕዳሕ የጠቓልል። ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ቀናኣት ክንከውን እውን ይሓትት። ብተወሳኺ፡ ንኣመንቲ ብጾትና ልባዊ ፍቕሪ ኸነርእዮም የድሊ። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ በዘን ሰለስተ መገድታት ብኸመይ ንክርስቶስ ክትመስሎ ኸም እትኽእል ይገልጻ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 21-29

እዘን ክልተ ዓንቀጻት ኣብ የሱስ ክርስቶስ ፍጻሜኡ ዝረኸበ ኣብ ትንቢት ኢሳይያስ ንዘሎ ሓያሎ ትንቢታት ይትንትና። ነዚ ትንቢታት እዚ ምምርማርና፡ የሆዋን የሱስ ብሞትን ትንሳኤን የሱስ ኣቢሎም ንዓና ዝገበሩልና ነገራት ዘሎና ሞሳ ኸም ዚዓቢ ኺገብር እዩ። ስለዚ፡ እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ነቲ ምሸት 9 ሚያዝያ 2009 እነኽብሮ በዓል ዝኽሪ ኣእምሮናን ልብናን ንኸነዳሉ ኺሕግዛና እየን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

“እዚኣ እያ እታ መገዲ፡ ብእኣ ተመላለሱ”

ገጽ 17

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ራእይ ዮሃንስ ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል

ገጽ 30

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ