ትሕዝቶ
15 ታሕሳስ 2008
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
2-8 ለካቲት 2009
ገጽ 3
ዚዝመር መዝሙራት፦ 21 (191), 9 (37)
9-15 ለካቲት 2009
ገጽ 7
ዚዝመር መዝሙራት፦ 7 (51), 4 (43)
16-22 ለካቲት 2009
ነቲ የሱስ ኣብ ዕላማ ኣምላኽ ዘለዎ ፍሉይ ግደ ተገንዘቦ
ገጽ 12
ዚዝመር መዝሙራት፦ 23 (200), 28 (224)
23 ለካቲት 2009–1 መጋቢት 2009
ገጽ 16
ዚዝመር መዝሙራት፦ 18 (162), 22 (130)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11
ንጽህና እንታይ እያ፧ ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧ ንጹሃት ክንከውንን ንጽህናና ኽንሕሉን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ሓንሳእ ንጽህናና እንተ ኣጥፊእና፡ እንደገና ንጹሃት ክንከውን ንኽእልዶ፧ ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት፡ ነዚ ሕቶታት እዚ መልሲ ኽትረኽበሉ ኢኻ።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 12-16
የሱስ ኣብ ምፍጻም ዕላማ ኣምላኽ ፍሉይ ግደ ኣለዎ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ የሱስ ዚውዕል ሽዱሽተ መዓርጋት ወይ ስማት ትምርምር። እዚ ኸኣ ፍሉይ ምዃኑ ዜርኢ እዩ። ብዘይካዚ፡ ነቲ የሱስ ንፍሉይ ግደኡ ንምፍጻም ዝገበሮ ነገራት ብኸመይ ክንቀድሖ ኸም እንኽእል ክንርኢ ኢና።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 16-20
ነቲ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 20 ዘሎ ሃዋርያ ጳውሎስ ንሽማግለታት ኤፌሶን ዝበሎም ነጥብታት ምምርማርና፡ ንሱ ብኸመይ ብእተማልአ መገዲ ኺምስክር ከም ዝኸኣለ ንኽንርዳእ ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። ብኸመይን ስለምንታይን ነቲ ብስራት ብእተማልአ መገዲ ኽንምስክር ከም ዘሎና ዚሕብር ግብራዊ ነጥብታት እውን ክንረክብ ኢና።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
ገጽ 21
ገጽ 23
ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ መልእኽትታት ዮሃንስን ይሁዳን ዚጐልሕ ነጥብታት
ገጽ 27
ገጽ 30
ገጽ 31
ገጽ 32