ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/11 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • 19-25 ጥሪ 2009
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/11 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሕዳር 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

5-11 ጥሪ 2009

ነቶም ካብተን መጓሰ ዝጠፍኡ ሓግዞም

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት፦ 11 (85), 23 (200)

12-18 ጥሪ 2009

ከይተደናጐዩ ኺምለሱ ሓግዞም!

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 15 (127), 7 (51)

19-25 ጥሪ 2009

ብዛዕባ ኽንክን ጥዕና ቕዱስ ጽሑፋዊ ኣረኣእያ ሓዝ

ገጽ 23

ዚዝመር መዝሙራት፦ 26 (212), 29 (222)

26 ጥሪ 2009–1 ለካቲት 2009

ከምቲ የሱስ እተጻረሮ ‘ንድያብሎስ ተጻረሮ’

ገጽ 27

ዚዝመር መዝሙራት፦ 16 (143), 21 (191)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 8-16

ሽማግለታትን ካልኦትን ነቶም ካብ መጓሰ ኣምላኽ ዝረሓቑ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾት ብኸመይ ኪሕግዝዎም ከም ዚኽእሉ ተምሃር። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ንስኻ ንዘይንጡፋት ክርስትያናት ንምሕጋዝ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእል ይገልጻ። እቶም ዚምለሱ እንታይ ኣቀባብላ ኺግበረሎም ከም ዚጽበዩ እውን ኣስተብህል።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 23-27

ብዛዕባ ጥዕናና ብመጠኑ ምሕሳብ ንቡር እዩ። በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ እዮም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሕክምናዊ ሓገዝን ካልእ ዓይነት ክንክን ጥዕናን ዚቕበሉ። ይኹን እምበር፡ “ጥንቃቐ” ምግባር የድሊ። (ቲቶስ 2:12) ልዕሊ ዅሉ ኸኣ ንመንፈሳዊ ጥዕናና ኽንከናኸንን ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ከነደልድልን ኣሎና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 27-31

የሱስ ክርስቶስ ንድያብሎስ ብምጽራር ዝመጸ ከመይ ገይሩ ኣብነት ከም ዝሓደገልና ተምሃር። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣምላኽ ንወዱ ይተኣማመነሉ ዝነበረ ስለምንታይ ምዃኑ ትገልጽ። ብዘይካዚ፡ የሱስ ንሰይጣን እተጻረረሉ መገድን ንሕና ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእልን ትሕብር።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

እንታይ ዓይነት ሰብ ክትከውን ትደሊ፧

ገጽ 3

ንኣምላኽ ‘ብሓንቲ ልብን ብሓንቲ ነፍስን’ ምግልጋል

ገጽ 6

‘ኣስኣሰር ናይ ሰላም ነገር ስዓብ’

ገጽ 17

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ መልእኽትታት ያእቆብን ጴጥሮስን ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 20

“መዝሙር ባሕሪ”—ነቲ ጋግ ድልድል ዝሰርሓሉ ኢደ-ጽሑፍ

ገጽ 32

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ