ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/9 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/9 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መስከረም 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

3-9 ሕዳር 2008

የሆዋ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ “መናገፊ” ነይሩ

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 11 (85), 24 (185)

10-16 ሕዳር 2008

የሆዋ ንዓና “መናገፊ” እዩ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት:- 26 (212), 6 (45)

17-23 ሕዳር 2008

ሓዳርኩም “ብሰለስተ ዝኸረረ ገመድ” ይኹን

ገጽ 16

ዚዝመር መዝሙራት:- 14 (117), 23 (200)

24-30 ሕዳር 2008

ን“መንፈስ ዓለም” ተጻረሮ

ገጽ 20

ዚዝመር መዝሙራት:- 16 (143), 21 (191)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

እዘን ክልተ ተኸታታሊ ዓንቀጻት: ኣብ መዝሙር 70 የተኵራ። ኣብታ መዝሙር: የሆዋ “መናገፊ” ምዃኑ ነንብብ። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ከኣ የሆዋ ነቶም ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ ኣገልገልቱን ንዓናን ብኸመይ መናገፊ ኸም ዝዀነ ይትንትና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 16-20

ኣብዚ ግዜና ዋላ እውን ክልቲኦም ሰብ ሓዳር ኣገልገልቲ የሆዋ ይኹኑ: ብሓባር ምንባር በዳሂ ኪዀኖም ይኽእል እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ: ክርስትያናት ንየሆዋ ብኸመይ ኣብ ሓዳሮም ቦታ ኸም ዚህብዎን ጸገማት ኪለዓል ከሎ እንታይ ከም ዚገብሩን ዚገልጽ ግብራዊ ሓሳባት ሒዛ ኣላ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 20-24

ሓደ ምርጫ ቐሪቡልና ኣሎ:- ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ንምቕባል ክንጽዕርን ኣብ ትሕቲ ጽልዋኡን ክንከውንን ዲና: ወይስ መንፈስ ዓለም ኪዕብልለና ኢና ኽንፈቅድ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንኽልቲኡ ኣጋጣሚታት ድሕሪ ምምርማር: ናብ ሓጐስ ዚመርሕ ምርጫ ኽንገብር ትሕግዘና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

‘ብዅሉ ፍቓድካ’ ብፍልጠት እናዓበኻ ኺድ

ገጽ 12

ኣብ ዕዳጋ ምምስካር

ገጽ 25

ንየሱስ ምሰሎ—ንኣምላኽ ብቕቡል መገዲ ኣምልኮ

ገጽ 26

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ መልእኽትታት ናብ ሰብ ተሰሎንቄን ናብ ጢሞቴዎስን ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 29

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገጽ 32

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ