ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሓምለ 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

1-7 መስከረም 2008

ካብ ቤት ናብ ቤት ዚግበር ኣገልግሎት: ሕጂ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 3 (32), 18 (162)

8-14 መስከረም 2008

ነቲ ኻብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ኣገልግሎት ዜጋጥም ብድሆታት ምስጋሩ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት:- 8 (53), 16 (143)

15-21 መስከረም 2008

“እቲ ዜብቍል ኣምላኽ” እዩ

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት:- 25 (204), 1 (13)

22-28 መስከረም 2008

ኣየናዩ ኸም ዚበቍል ኣይትፈልጥን ኢኻ

ገጽ 17

ዚዝመር መዝሙራት:- 7 (51), 2 (15)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ብዘላ ዓለም በቲ ኻብ ቤት ናብ ቤት ዚገብርዎ ኣገልግሎት ይፍለጡ እዮም። እዘን ክልተ ተኸታታሊ ዓንቀጻት ነዚ ዓይነት ዕዮ ወንጌላውነት ስለምንታይ ብስፍሓት ከም እንጥቀመሉን ካብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ኣገልግሎት ዜጋጥም ብድሆታት ብኸመይ ከም እንሰግሮን ይገልጻልና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 12-21

እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ንእምነትና ዜደልድል የሱስ ዝመሰሎ ሓሙሽተ ምሳሌታት ሒዘን ኣለዋ። ገለ ኻብቲ መግለጺታት ነቲ ዝነበረና ምርዳእ ዚእርም እዩ። ኣብተን ሓሙሽተ ምሳሌታት: ነቲ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዚዓቢ ዚገብሮ እተፈላለየ መገድታት ክንርኢ ኸለና: ነቲ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ሓይሊ ዘሎና ሞሳ ይዓቢ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

የሆዋ ምሳና ስለ ዝነበረ ኣይፈራህናን

ገጽ 22

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ መልእኽትታት ናብ ሰብ ቈረንቶስ ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 26

ሚዛናዊ ትጽቢታት ኣሕድር እሞ ሕጉስ ክትከውን ኢኻ

ገጽ 29

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ