ትሕዝቶ
5 ሰነ 2008
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
4-10 ነሓሰ 2008
ገጽ 7
ዚዝመር መዝሙራት:- 7 (51), 21 (191)
11-17 ነሓሰ 2008
ገጽ 11
ዚዝመር መዝሙራት:- 9 (37), 12 (113)
18-24 ነሓሰ 2008
ገጽ 18
ዚዝመር መዝሙራት:- 11 (85), 16 (143)
25-31 ነሓሰ 2008
ገጽ 22
ዚዝመር መዝሙራት:- 1 (13), 29 (222)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 7-15
ኣምላኽ ከም ዜፍቅረና ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና። ሓደ ኻብቲ ኸም ዜፍቅረና ዘርኣየሉ መገዲ: ክርስትያናት ኪሃድሙሉ ዘለዎም ኣርባዕተ ነገራት ምግላጹ እዩ። እዚ እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ኢና ኻብኡ ኽንሃድም እንኽእል፧ ብዘይካዚ: መጽሓፍ ቅዱስ: ሸውዓተ ኽንስዕቦ ዘሎና ነገራት ዘርዚሩ ኣሎ። እዚ እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ኢና ኽንስዕቦ እንኽእል፧
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 18-22
ብርእስኻ ናይ ምምራሕ መንፈስ ኣብ ዓለም ሰፊኑ ኣሎ። እሞ ደኣኸ ብዛዕባ ስልጣን: ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ ስልጣን የሆዋ: ከመይ ጌርና ኢና ግቡእ ኣረኣእያ ኸነማዕብል እንኽእል፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ነዚ ብኸመይ ከም እንገብሮን ካብቲ ሰይጣን ዜተባብዖ ብርእስኻ ናይ ምምራሕ መንፈስ ብኸመይ ከም እንሕሎን ትገልጸልና።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 22-26
እዛ ዓንቀጽ መጽናዕቲ እዚኣ ንሓቂ እተቐበልናሉን ንየሆዋ ዘፍቀርናሉን ምኽንያት ክንምርምር ትሕግዘና። ሓደ ሰብ እታ ንየሆዋን ንሓቅን ዝነበረቶ ቐዳመይቲ ፍቕሪ ዓመታት እናሓለፈ ምስ ከደ እንተ ደኺማ: ብኸመይ መሊሱ ኸም ዚውልዓ ሓሳባት ትህብ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
ገጽ 3
ገጽ 16
የሱስ ብዛዕባ ገሃነም እሳት ድዩ ዚዛረብ ነይሩ፧
ገጽ 27
ገጽ 28
ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ መልእኽቲ ናብ ሰብ ሮሜ ዚጐልሕ ነጥብታት
ገጽ 29
ገጽ 32