ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

30 ሰነ 2008–6 ሓምለ 2008

ንኻልኦት ብኸመይ ክንሕዞም ኣሎና፧

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 23 (200), 8 (53)

7-13 ሓምለ 2008

ጽቡቕ ግበሩ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት:- 9 (37), 13 (124)

14-20 ሓምለ 2008

መንግስቲ ኣምላኽ እተምጽኦ ምድሓን ቀሪቡ!

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት:- 4 (43), 22 (130)

21-27 ሓምለ 2008

ብግዜ ንእስነትካ ንየሆዋ ምግልጋል ሕረ

ገጽ 17

ዚዝመር መዝሙራት:- 16 (143), 27 (221)

28 ሓምለ 2008–3 ነሓሰ 2008

ኣብነት ጳውሎስ ብምስዓብ መንፈሳዊ ዕቤት ግበር

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት:- 7 (51), 21 (191)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ውሩይ ስብከቱ: ዓቃላትን መሓርትን ገበርቲ ሰላምን ምዃን ዘለዎ ኣገዳስነት ኣጕሊሑ ነይሩ። ንሰዓብቱ ‘ብርሃኖም ኬብርሁ’ ተማሕጺንዎም: ንጸላእትናን ንኻልኦትን ብኸመይ ክንሕዞም ከም ዘሎና እውን ሓቢሩ ነይሩ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 12-16

ሎሚ ኻብ ቅድሚ ሕጂ ንላዕሊ ምድሓን ዜድልየሉ ምኽንያት ብኸመይ ክትገልጽ ከም እትኽእል ተመልከት። የሆዋ ዓብዪ መድሓኒ ምዃኑ ብኸመይ ከም እተለልዮን መንግስቲ ኣምላኽ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንደቂ ሰብ ከም እተድሕኖም ንኻልኦት ብኸመይ ከም እትሕብሮምን ርአ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 17-25

መንእሰያት ንኣምላኽ ኬገልግልዎ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ ካልኦት ብዛዕባኦም ዘለዎም ኣረኣእያ ብዘየገድስ: ኣብቲ ንየሆዋ ርእሶም ብምውፋይ ዚመርሕዎ ህይወት ኪዕወቱ ይኽእሉዶ፧ እንታይ ናይ ኣገልግሎት ኣጋጣሚታት እዩ ተኸፊቱሎም ዘሎ፧ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝገደፎ ኣብነት ንዅሎም እቶም ኣብ ጉባኤ ዘለዉ መንፈሳዊ ዕቤት ንኺገብሩ ብኸመይ ኪሕግዞም ይኽእል፧ ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት ነዚ ኣገዳሲ ሕቶታት እዚ መልሲ ኺወሃበሉ እዩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

“ብፍርሃት ኣምላኽ ቅድስና” ስዓብ

ገጽ 26

ኣመሓዳሪ ኣካል እተወደበሉ መገዲ

ገጽ 29

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ግብሪ ሃዋርያት ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 30

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ