ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሚያዝያ 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

26 ግንቦት 2008–1 ሰነ 2008

ካብ “ከንቱነት” ርሓቕ

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 7 (51), 8 (53)

2-8 ሰነ 2008

ኣብ ኵሉ ነገር መምርሒ ኣምላኽ ድለ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት:- 11 (85), 28 (224)

9-15 ሰነ 2008

ኣቱም መንእሰያት: ሕጂ ንፈጣሪኹም ዘክርዎ

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት:- 27 (221), 16 (143)

16-22 ሰነ 2008

ኣብዚ ግዜ መወዳእታ ሓዳርን ስድራን ምግባር

ገጽ 16

ዚዝመር መዝሙራት:- 14 (117), 19 (164)

23-29 ሰነ 2008

ንህይወት ትርጕም ዘለዋ ዚገብራ እንታይ እዩ፧

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት:- 20 (93), 9 (37)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

እዘን ክልተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ነቲ “ኸንቱነት” ተባሂሉ ዘሎ: ማለት ካብቲ ንየሆዋ እነቕርቦ ኣገልግሎት ከም እነስግል ዚገብረና ነገራት ንኸነለሊ ይሕግዛና። ብቐሊሉ መፈንጠራ ኪዀነና ዚኽእል ሓደጋታት የጕልሓ: ካብ የሆዋ መምርሒ እንደልየሉ ብዙሕ ምኽንያታት ድማ ይህባና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 12-20

ካብዘን ክልተ ዓንቀጻት እታ ቐዳመይቲ: መንእሰያት ንህይወቶም ዚቕይር ውሳነታት ኬጋጥሞም ከሎ: መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዞም ከም ዚኽእል ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ድማ: ሓዳር ወይ ስድራ ኺገብሩ ኺሓስቡ ኸለዉ እንታይ ነገር ኣብ ግምት ኬእትዉ ኸም ዚግባእ ቅዱስ ጽሑፋዊ መምርሒ ትህብ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 21-25

እታ ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ መጽናዕቲ ኣብ መጽሓፍ መክብብ እተመስረተ ዜመራምር ሓሳባት ሒዛ ኣላ። ምስቲ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብዙሕ ዚዝረበሉ ነገራት ብምንጽጻር: ኣብ ህይወት ብሓቂ ዜገድስ ነገራት ተጕልሕ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

እተገለሉ ግናኸ ዘይተረስዑ

ገጽ 25

ትዝክሮዶ፧

ገጽ 29

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ወንጌል ዮሃንስ ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 30

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ