ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/3 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/3 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መጋቢት 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

21-27 ሚያዝያ 2008

ልኡምን ሚዛናውን ኩን

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 9 (37), 12 (113)

28 ሚያዝያ 2008–4 ግንቦት 2008

ብሓዳርኩም ተሓጐሱ

ገጽ 7

ዝመር መዝሙራት:- 14 (117), 23 (200)

5-11 ግንቦት 2008

የሆዋ ኣውያትና ይሰምዕ

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት:- 11 (85), 17 (187)

12-18 ግንቦት 2008

“ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን እዩ፧”

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት:- 21 (191), 7 (51)

19-25 ግንቦት 2008

ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ዲኻ እትርእዮም፧

ገጽ 25

ዚዝመር መዝሙራት:- 15 (127), 22 (130)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

ብዙሓት ሰባት ዘለዎም ኣረኣእያን ኣመለኻኽታን ብዘየገድስ: ክርስትያናት ልኡማት ዚዀኑሉ ብቑዕ ምኽንያታት ኣለዎም። እዚ እንታይ እዩ፧ ኣብ ሓዳር ልኡም ክትከውን እትኽእልከ ብኸመይ ኢኻ፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 12-16

የሆዋ ኣውያትና ኸም ዚሰምዕን ከም ዚሓልየልናን ብኸመይ ክንተኣማመን ንኽእል፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ነዛ ሕቶ እዚኣ ትምልሳ: ፈተናታት ንኽንጽመም ዜኽእለና ብርታዐ ብኸመይ ከም እንረክብ ድማ ትሕብረና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 21-29

እዘን ክልተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ እዚኣተን ብዛዕባ ኻልኦት ቅኑዕ ኣረኣእያ ንኸነማዕብል: ነቐፍቲ ድማ ንኸይንኸውን ይሕግዛና። ኣብ መንጎ እቲ ብሓቂ ለባም ዝዀነን ዘይኰነን ዘሎ ፍልልይ እውን ክንርኢ ኢና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

ኣብ ኣኽራን ኣንደስ ብስራት ምዝርጋሕ

ገጽ 16

ኣዝዩ ኣገዳሲ ቘጸራ

ገጽ 19

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ወንጌል ሉቃስ ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 30

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ