ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/2 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/2 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ለካቲት 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

17-23 መጋቢት 2008

ንየሆዋ ዅሉ ግዜ ኣብ ቅድሜኻ ግበሮ

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት:- 9 (37), 11 (85)

24-30 መጋቢት 2008

ብመገዲ የሆዋ ተመላለስ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት:- 1 (13), 22 (130)

31 መጋቢት 2008–6 ሚያዝያ 2008

የሱስ ክርስቶስ—እቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት:- 16 (143), 9 (37)

7-13 ሚያዝያ 2008

ነቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ ምሰሎ

ገጽ 16

ዚዝመር መዝሙራት:- 28 (224), 21 (191)

14-20 ሚያዝያ 2008

ህላወ ክርስቶስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት:- 26 (212), 5 (46)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

ብዛዕባ ጸብጻባት መጽሓፍ ቅዱስ ምስትንታን ንእምነትና የደልድሎ። ንየሆዋ ኣብ ቅድሜና እንተ ጌርናዮ: ጸሎትና ይምልሰልና። ይኹን እምበር: ንኣምላኽ ክንእዘዞን ወትሩ ኣብኡ ኽንውከልን ኣሎና። ብመገድታቱ ምምልላስና እሙናት: ትሑታት: ተባዓት: ከምኡውን ብዛዕባ ኻልኦት እንግደስ ይገብረና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 12-20

የሱስ ክርስቶስ ካብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ ነበረ። ብኸመይ ከም ዝሰልጠነ: ብኸመይ ከም ዝመሃረ: ከምኡውን ተፈታዊ ዝገበሮ እንታይ ምዃኑ ተምሃር። ንየሱስ ብኸመይ ክንመስሎ ኸም እንኽእልን ንልቢ እቶም እቲ ብስራት እንሰብከሎም ሰባት ብዚድርኽ መገዲ ብኸመይ ክትምህር ከም እትኽእልን እውን ተምሃር።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 21-25

ህላወ ክርስቶስ: ንውሕ ዝበለ እዋን ዚሽፍነሉ ምኽንያት ተምሃር። ብዛዕባ መንነት እቶም የሱስ “እዚ ወለዶ እዚ” ኢሉ ዝጠቐሶም ሰባት ዚገልጽ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እተመስረት መርትዖ መርምር። (ማቴ. 24:34) ንውሓት እቲ “እዚ ወለዶ እዚ” ኽንጽብጽቦ ዘይንኽእለሉ ምኽንያት እውን ርአ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

ካብ ጌጋታት እስራኤላውያን ተምሃር

ገጽ 26

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ወንጌል ማርቆስ ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 28

ተመረቕቲ ጊልዓድ “ኵዕታ ኺጅምሩ” ምሕጽንታ ተዋህቦም

ገጽ 31

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ