ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2008

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ:-

11-17 ለካቲት 2008

“ነታ ብጐይታ እተቐበልካያ ኣገልግሎት ንምፍጻማ ተጠንቀቕ”

ገጽ 4

ዚዝመር መዝሙራት:- 18 (162), 3 (32)

18-24 ለካቲት 2008

‘ንጥበብ ኣመሃህራኻ’ ኣቕልበሉ

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት:- 8 (53), 4 (43)

25 ለካቲት 2008–2 መጋቢት 2008

“ቅኑዕ ዝንባለ ዘለዎም” ሰባት ጽቡቕ ምላሽ ይህቡ ኣለዉ

ገጽ 13

ዚዝመር መዝሙራት:- 25 (204), 22 (130)

3-9 መጋቢት 2008

መንግስቲ ንምቕባል ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ

ገጽ 20

ዚዝመር መዝሙራት:- 26 (212), 29 (222)

10-16 መጋቢት 2008

ናብ ዔላታት ማይ ህይወት ንኺምርሑ ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት:- 2 (15), 17 (187)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 4-17

እዘን ሰለስተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ኣብ ክርስትያናዊ ኣገልግሎት ምስታፍ ንኽትቅጽል ቈራጽነትካ ኼደልድላኦ እየን። ቀናእ ክትከውን ዜድልየካ ስለምንታይ ምዃኑ ኼዘካኽራኻ: ‘ጥበብ ኣመሃህራኻ’ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ ኪሕብራኻ: ከምኡውን ገና ብዙሓት ነቲ ዕዮ ስብከት ምላሽ ይህቡ ምህላዎም ብምግላጽ ኬተባብዓኻ እየን።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 20-28

እዘን ክልተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ነቲ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ዘለዎም ተስፋ ብዕምቈት ይገልጻ። ተስፋኻ ምስ ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ክትከውን ይኹን ወይ ኣብ ምድሪ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ንዘለኣለም ክትነብር: እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ንሳህሊ የሆዋን ዘይምርመር ጥበቡን ዘሎካ ሞሳ ዕምቈት ኪውስኻሉ እየን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ:-

ሓዳስ ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ገጽ 3

ህይወቶም ዝያዳ ትርጕም ከም ዚህልዋ ገበሩ—ንስኻኸ ኸምኡ ኽትገብር ትኽእልዶ፧

ገጽ 17

ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ወንጌል ማቴዎስ ዚጐልሕ ነጥብታት

ገጽ 29

ክርስትያናት ከም ስርናይ ኪሕሐዩ ኸለዉ

ገጽ 32

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ