ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w07 15/12 ገጽ 31
  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2007

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2007
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ታሪኽ ህይወት
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር
  • እተፈላለየ
  • ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • የሆዋ
  • የሱስ ክርስቶስ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
w07 15/12 ገጽ 31

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2007

እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ሃድንን ምግፋፍ ዓሳን 1/12

ምሕታም (ራእ 7:3) 1/1

“ሰበይቲ ሓደ ሰብኣይ” (1 ጢሞ 5:9) 1/4

ሳኦል ንዳዊት ወዲ መን ምዃኑ ዝሓተቶ ስለምንታይ እዩ፧ (1 ሳሙ 17:58) 1/8

ብርጭቆኻ ምልዓል 15/2

ነቲ ኣብ 16 ኒሳን ዚቐርብ ስገም መን ይዓጽዶ ነይሩ፧ 15/7

ንሰማያዊ ተስፋ ዚግበር ጽውዓ ዜቋርጸሉ እዋን 1/5

ኣብ መርዓ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘይኰኑ ሰባት ክትካፈል፧ 15/11

ኣብታ መርከብ ክንደይ ንጹሃት እንስሳታት ነይሮም፧ 15/3

‘ኣብ ኣርማጌዶን ዚግበር ውግእ’ እንታይ እዩ፧ (ራእ 16:14, 16) 1/2

ኣብ ኤድን ዝነበረ ተመን ኣእጋር ነይርዎዶ፧ (ዘፍ 3:14) 15/6

እቲ እሙን ባርያ: “ኣስተውዓሊ” ድዩ፧ (ማቴ 24:45) 1/9

“ካብ ሽሕሲ ሓደ ሰብኣይ” (መክ 7:28) 15/1

ካብ ካፈይን ክትርሕቕ፧ 15/4

የሱስ ኣብቲ ዝኽሪ ዝፈልሐ ወይኒ ኺጥቀም ዚኽእል ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ 15/9

ያእቆብ ንኤሳው መሲሉ ምቕራቡስ ጌጋዶ ኣይኰነን፧ (ዘፍ 27:18, 19) 1/10

ግቡእ ስልጠና እተዋህቦም ቈልዑ ኻብ መገዲ የሆዋ ኣየልግሱን፧ (ምሳ 22:6) 1/6

መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ቋንቋታት ኣፍሪቃ 15/1

ምቕላልሲ ቐሊል እዩ: ግንከ ልክዕ ድዩ፧ (መጽሓፍ ቅዱስ 100-ደቒቕ) 1/2

“ብሉይ ኪዳን” ዘለዎ ረብሓ 1/9

ናይ መጀመርታ መጽሓፍ ቅዱስ ፖርቱጋልኛ 1/7

ንፖላንድ እተዋህበ “ዓብዪ ውህበት” 15/8

ከቢድ ዕማም ግሉየክ (ትርጕም ላቲቭያኛ) 15/6

ካብ ትንቢት ኢሳይያስ ዚጐልሕ ነጥብታት—2ይ ክፋል 15/1

ካብ ትንቢት ኤርምያስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/3

ካብ ድጕዓ ኤርምያስ ዚጐልሕ ነጥብታት 1/6

ካብ ትንቢት ህዝቅኤል ዚጐልሕ ነጥብታት 1/7, 1/8

ካብ ትንቢት ዳንኤል ዝጐልሕ ነጥብታት 1/9

ካብ ትንቢት ሆሴእ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/9

ካብ ትንቢት ዮኤልን ትንቢት ኣሞጽን ዚጐልሕ ነጥብታት 1/10

ካብ ትንቢት ኦብድያን ትንቢት ዮናስን ትንቢት ሚክያስን ዚጐልሕ ነጥብታት 1/11

ካብ ትንቢት ናሆምን ትንቢት ኣንባቆምን ትንቢት ጸፎንያስን ዚጐልሕ ነጥብታት 15/11

ካብ ትንቢት ሃጌን ትንቢት ዘካርያስን ዚጐልሕ ነጥብታት 1/12

ካብ ትንቢት ሚልክያስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/12

የሱስ ናይ ገዛእ ርእሱ መጽሓፍ ቅዱስ ነይርዎዶ፧ 1/12

ግብራዊ ድዩ፧ 1/4

ጥቕላል ናብ ኮዴክስ 1/6

ጥንታዊ ኣጋልዕ የረጋግጽ 15/11

ጥንታውያን ጸሓፍቲ 15/3

ታሪኽ ህይወት

ህይወትን ሰባትን ዜፍቅር ዝነበረ ሰብኣይ (ዳንየል ሲድሊክ) 1/1

መዝገብ ንምርካብ ዝገበርናዮ ምንዳይ ነባሪ ሃብቲ ኣምጸኣልና (ዶረቲያ ስሚዝን ዶራ ዋርድን) 1/5

ምልካዊ ስርዓት ሰገርና (ሄንሪክ ዶርኒክ) 1/9

‘ምስቲ ገንሸል ዓወት ብምርካብ’ ተሓጐሰ (ካሪ ባርበር) 15/10

ነታ ‘ኻብዛ ዓለም እዚኣ ዘይኰነት’ መንግስቲ ኣምላኽ ምጽባይ (ኒኮላይ ጉሱልያክ) 1/3

ናብ ሓዳስ ዓለም ዝገብሮ ዘለኹ ጕዕዞ (ጃክ ፕራምበርግ) 1/12

ንየሆዋ ምግልጋል—መወዳድርቲ ዘይብሉ ኽብርን መሰልን (ዚራ ስታይገርስ) 1/8

ኣብ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ምውካል ተማሂረ (ኦብሪ ባክስተር) 1/11

ኣገልግሎትና ንምፍጻም ቈረጽና (ሊና ዴቪሰን) 1/6

ዝገበርክዎ ቕኑዕ ምርጫ ኣብ ምሉእ ህይወተይ በረኸት ኣምጸኣለይ (ፖል ኩሽኒር) 1/1

ደቀ መዛሙርቲ ምግባር ባህ ዜብለኒ ስለምንታይ እዩ፧ (ፓመላ ሞዝሊ) 1/2

ደቀ መዛሙርቲ ናይ ምግባር ዕዮ ንህይወተይ ቀረጾ (ሊነት ፒተርስ) 1/4

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ምረቓ ጊልዓድ 1/1, 1/7

“ምድሓን ቀሪቡ!” ዘርእስቱ ኣኼባታት ኣውራጃ (2006) 1/7

ስንኩል ክነሱ ንኼገልግል ሃንቀውታ ዘለዎ 15/4

“ቤት እምኒ” (ዚምባብወ) 15/2

“ብሩር ናተይ እዩ: ወርቂ ኸኣ ናተይ እዩ” (ውጽኢት) 1/11

ብስራት ንምብጻሕ ዚስገር ብድሆታት (ኣፍሪቃ) 15/10

ትምኒት ኣድሪያና 15/4

“ነቲ ዜደንቕ ቈራጽነቱ ኣድኒቐዮ” (ጀርመን) 15/10

“ነዚ ንእሽቶ ህያበይ ተቐበሉኒ” (ሩስያ) 15/11

ንኣጋጣሚታት ብዛዕባ እምነትካ ንምንጋር ትጥቀመሉዶ፧ (መማህርቲ) 1/11

‘ንዓጺድ ዝጻዕደወት’ ምድሪ (ሓውሲ ደሴት ጓሂራ) 15/4

ኣብ ሓንቲ ኣኼባ ኣውራጃ ኽልተ “ተኣምራት” (ጆርጅያ) 1/8

ኣብ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኣውሮጳ እተረኽበ ዓወት (ሩስያ) 15/5

ኣብነት ሓቀኛነት 15/2

“ኣዝያ ኽብርቲ ህያብ” (በልጅዩም) 15/12

እምነት ኣደ ኣሰነፈት 1/8

ዕላማ ዘለዋ ልዕሊ ሚእቲ ዝዕድሚኣ ሰበይቲ 15/1

እተፈላለየ

ሃና 15/3

ሉቃስ—ፍቑር መዓይይቲ 15/11

“ሓቂ እንታይ እዩ፧” 1/10

ሓድነት ዘለዋ ዓለም ክትህሉ ትኽእል ድያ፧1/12

‘መራኽብ ኪቲም’ 15/10

መንፈሳዊ ኣማኻሪ ኣሎካዶ፧ 15/12

ምንጪ እከይ 1/6

ምድሪ—ምሽእቲ መንበሪት 15/2

ምጽሓፍ ኣብ ጥንታዊት እስራኤል 15/8

ሲራኩሳ—ጕዕዞ ጳውሎስ 15/10

ሳሙኤል 15/1

ሳውል ምስ ፈተውቱን ጸላእቱን ተራኸበ 15/6

ቀላይ ሰሊሆም 15/7

ባርዚላይ 15/7

ቤርያ 15/4

ብዛዕባ መጻኢ ዘሎካ ኣረኣእያ ፍርሂ ድዩ ተስፋ፧ 15/5

ቨሰል ኻንስፎርት—ሓዳሲ 1/3

ናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍለጥ 1/3

ንሓዘንተኛታት ወለዲ ዚኸውን መጸናንዒ 1/5

ንኣረማዊ በዓል ክርስትያናዊ ኽትገብሮ፧ 15/12

‘ንእስራኤል ዝሃነጻ’ ኣሓት (ልያ: ራሄል) 1/10

ኣሞጽ—ኣራይ ዳዕሮ ወይስ ቀርጣፍ ዳዕሮ፧ 1/2

“ኣብ ሰማይ ዘላ እምንቲ ምስክር” 15/7

እንታይነት ሃይማኖት ኣገዳሲ ድዩ፧ 1/3

ክርስትና ኣብ ንእሽቶ እስያ ተዘርግሐ 15/8

ዓሌታዊ ስኒት 1/7

ዓመት ኣብታ “ጽብቕቲ ምድሪ” 15/6

ዓወት 1/1

ዘይትመውት ነፍሲ፧ 15/7

ይፍታሕ 15/5

ዮናታን 15/9

ጆን ሚልተን 15/9

“ጐይታ: ስለምንታይ ኣጽቀጥካ፧” (ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ኦሽዊትዝ) 15/5

ጭከና የኽትም ደዀን ይኸውን፧ 15/4

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

“ሓሳባትካ ኪቐውም እዩ” (ምሳ 16) 15/5

ሓቂ ምዝራብ 1/2

ሕሉፋት ክንከውን ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧ 15/2

መልሓስ ዘለዋ ስልጣን 1/6

መንእሰያት ንልቢ ወለዲ ይትንክፉ 1/5

መንፈሳውነት 1/8

ርሕራሐ 15/12

ሰብኣይን ሰበይትን ዘለዎም ክቡር ግደ 15/1

ስነ-ምግባራዊ ስርዓታት 15/6

ብሓጐስ ንየሆዋ ምጽባይ 1/3

“ብእርግናኦም ድማ ይፈርዩ” 15/9

ትሕትና 1/11

ትሕትና ድኽመት ድያ ወይስ ብርታዐ፧ 1/3

ትርጕም ዘለዎ ህይወት 15/11

ትጽቢታት ከይተፈጸመ ኺተርፍ ከሎ 15/4

ናብ ሓጐስ ዚመርሕ ምርጫታት 1/10

ናብቲ ብርሃን ኪድ 15/10

ናእዳ 1/9

ንሎሚ ጥራይ ዲኻ እትነብር፧ 15/10

ንኣምላኽ ዜሐጕስ መስዋእትታት 1/4

ንኻልኦት መንፈሶም ተሐድስ፧ 15/11

ንኻልኦት ምሕላይ 15/6

ንውሉድካ ሰላማዊ ኪኸውን ምሃሮ 1/12

ኣብ ልቢ ውሉድ ፍቕሪ ኣምላኽ ኣሕድር 15/9

ኣብ ትንቢት እምነት ምሕዳር 1/4

ካብ ቈልዑ ምምሃር 1/2

ክንእከብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 15/5

ውሉዳት ብሓቂ ምሁራት ኪዀኑ ሓግዞም 15/5

ውሉድ ኪዓሉ ኸሎ 15/1

ዘይፍትሓዊ ተግባር ምጽዋር 15/8

ዜገርም ብርሃን! 15/3

ግዝረት—ምልክት ስብእነት፧ 1/6

‘ግዲ በለትና’ 15/3

“ጽላል ጥበብ” (ምሳ 16) 15/7

‘ፈትነኒ’ 15/8

ፍቕርኻ ኣግፍሕ 1/1

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ልዑላውነት የሆዋን መንግስቲ ኣምላኽን 1/12

ሎሚ ዕላማ ኣምላኽ ምስዓብ 1/10

መላእኽቲ ንደቅሰብ ብኸመይ ይጸልውዎም፧ 15/3

መከራ ብምዕጋስ ክንጥቀም ንኽእል ኢና 15/8

“መዓሙቝ ኣምላኽ” ምምርማር 1/11

“ምሉእ ሓጐስ ክትሕጐስ ኢኻ” 1/1

ምሕረት ግበር—ብኸመይ፧ 15/9

ሞሳኻ ኻብ ምዕባይ ከቶ ኣይተቋርጽ 1/2

ቃል ኣምላኽ ንስጕምትታትካ ይምርሓዮ 1/5

ቃል የሆዋ ኸቶ ኣይወድቕን 1/11

‘ብመንፈስ ትመላለስ’ ዲኻ፧ 15/7

ብፍርሃት የሆዋ ዜሐጕስ ህይወት ይሃሉኻ 1/3

ትርጕም ዘለዎ ዕላማ ህይወት ምስዓብ 1/10

ትንሳኤ ህያው ኰይኑ ድዩ ዚረኣየካ፧ 15/5

ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ዚምህሮ ምሃር 15/1

ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞ ኣይትፍለዮ 1/5

“ነቲ እከይ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ስዐሮ” 1/7

ነቲ ውሽጥኻ ዚነግረካ ስምዓዮ 15/10

ነቲ ዓብዪ ገባር ወደ መዝሙር ምሰሎ 15/11

ንልዑላውነት የሆዋ ትድግፍ ዲኻ፧ 1/12

“ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ” 1/7

ንሕልናኻ ምስማዕ 15/10

ንመዓልቲ የሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበ 15/7

ንመዓልቲ የሆዋ ተዳሊኻ ዲኻ፧ 15/12

ንስም የሆዋ ሓቢርና ልዕል ነብሎ 1/3

ንኣኺ ኺወግኡሉ እተሰርሐ ኣጽዋር ኵሉ ኣይኪጠቅምን እዩ 15/12

ንኣጋንንቲ ብኸመይ ክንጻረሮም ንኽእል፧ 15/3

ንክርስቶስን ነቲ እሙን ባርያኡን እሙን ኩን 1/4

ንፈቃራት ጓሶት ብትሕትና ተገዛእ 1/4

ኣረጋውያን ንመንእሰያት በረኸት እዮም 1/6

ኣብ መንፈስ ቅዱስ ሓጢእካ ዲኻ፧ 15/7

“ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሃብታም” ዲኻ፧ 1/8

ኣብ ግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ ምፍራይ 1/6

‘ኣቦኹም መሓሪ እዩ’ 15/9

ኣቱም መንእሰያት: ንኣምላኽ ዜኽብር ሸቶታት ስዓቡ 1/5

ኣቱም ሰብኡት: ንርእስነት ክርስቶስ ኣፍልጦ ሃቡሉ 15/2

ኣቱም ወለዲ: ንደቅኹም ብፍቕሪ ኣሰልጥንዎም 1/9

‘ኣቱም ውሉድ: ንወለድኹም ተኣዘዝዎም’ 15/2

ኣትን ኣንስቲ: ንሰብኡትክን ኣኽብራ 15/2

‘ኣፈጣጥራና ድንቂ’ እዩ 15/6

“እቲ ቐዳማይ ትንሳኤ”—ሕጂ ይካየድ ኣሎ! 1/1

እታ ጉባኤ ትተሃነጽ 15/4

እታ ጉባኤ ንየሆዋ ትወድሶ 15/4

ካልኦት ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሮ ንኺእዘዙ ሓግዞም 15/1

ካብ መጻወድያ ሃዳናይ የናግፈና 1/10

“ካብ ኵሉ ስስዔ ኸኣ ርእስኹም ሐልዉ” 1/8

ኵሉ መከራ ዜብቅዓሉ ግዜ ቐሪቡ!—ስለምንታይ፧ 15/5

የሆዋ መማሰዊ ኣምላኽ እዩ 1/2

የሆዋ ንተኣዛዝነትካ ኣኽቢሩ ይርእዮ 15/6

የሆዋ ፍትሒ ይፈቱ 15/8

ደቀ መዛሙርቲ ንምግባር ዚሕግዘካ ባህርያት ኣማዕብል 15/11

ደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ምሃርዎም 1/9

‘ጸኒዕኩም ቁሙ: እቲ የሆዋ ዚገብረልኩም ምድሓን ርኣዩ’ 15/12

የሆዋ

ስም ኣብ ሙዚቃ ሩስያ 1/9

ነዳፊ 15/8

ኣዒንቲ ኣምላኽ ይጥምታኻዶ፧ 1/8

እከይ ኪህሉ ዘፍቀደ ስለምንታይ እዩ፧ 15/9

የሱስ ክርስቶስ

ምጽኣት 15/3

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ