ሰሌዳ ግዜ 3ይ ክፋል
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ዘመነ መሲሕን ሰዓብቱን
ሰብ |
ዕለት |
|---|---|
ዘካርያስ |
70*–ድ. 2 ቅ.ክ. |
ኤልሳቤጥ |
70*–ድ. 2 ቅ.ክ. |
ማርያም (ኣደ የሱስ) |
20* ቅ.ክ.–ድ. 33 ድ.ክ. |
ዮሴፍ |
25* ቅ.ክ.–ድ. 11 ድ.ክ. |
ዮሃንስ መጥምቕ |
2 ቅ.ክ.–32* ድ.ክ. |
የሱስ |
2 ቅ.ክ.–33 ድ.ክ. |
ጴጥሮስ |
5* ቅ.ክ.–ድ. 64 ድ.ክ. |
ማርያም መግደላዊት |
5* ቅ.ክ.–ድ. 33 ድ.ክ. |
ማርያም (ሓብቲ ኣልኣዛር) |
15* ቅ.ክ.–ድ. 33 ድ.ክ. |
እስጢፋኖስ |
5* ቅ.ክ.–33/34* ድ.ክ. |
ጳውሎስ (ሳውል ብዓል ጠርሴስ) |
3*-65* ድ.ክ. |
በርናባስ |
5* ቅ.ክ.–ድ. 55 ድ.ክ. |
ማርቆስ |
15*–ድ. 65* ድ.ክ. |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
5* ቅ.ክ.–100* ድ.ክ. |
“ድ.” ዚብል ምልክት፡ “ድሕሪ” ማለት እዩ።
*ገምጋማዊ ዕለት።