ሕጊ ክርስቶስ ንምፍጻም ኣይትተሓለሉ!
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 17ን ጸሎትን
10:00 ሕጊ ክርስቶስ እንታይ እዩ፧
10:15 ሰባት ኣብ ዘይርእዩኹም እዋን፡ ሕጊ ክርስቶስ ፈጽሙ
10:30 ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ሕጊ ክርስቶስ ፈጽሙ
10:55 መዝሙር ቍ. 70ን ምልክታታትን
11:05 ሕጊ ክርስቶስ ብሉጽ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 51
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 76
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ኣብ ስድራ ቤት፡ ሕጊ ክርስቶስ ፈጽሙ
2:30 ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ ሕጊ ክርስቶስ ፈጽሙ
2:45 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን
2:55 ከምቲ የሱስ ዘፍቀረኩም፡ ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ
3:55 መዝሙር ቍ. 13ን ጸሎትን