“ብየሆዋ ተሓጐሱ”
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 9ን ጸሎትን
10:00 “ብየሆዋ ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም”
10:15 ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት ሓጐስ ርኸቡ
10:30 ኣብ ኣገልግሎትኩም ‘ብሓጐስ ተመልኡ’
10:55 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን
11:05 ልብኹም ‘ኣይኽበዶ’
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 51
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 111
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ የሆዋ የሐጕሰና
• ደቀ መዛሙርቲ ኽንገብር ከለና
• ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾትና ኽንድግፎም ከለና
• ፈተናታት ክንጻወር ከለና
3:00 መዝሙር ቍ. 2ን ምልክታታትን
3:10 ንየሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድሜኹም ግበርዎ
3:55 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን