ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • rr ገጽ 108
  • “ግዜ ምምላስ ኵሉ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ግዜ ምምላስ ኵሉ”
  • ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግብሪ ሃዋርያት 3:21
  • “ዘመን ምቕናዕ” ቀሪቡ ኢዩ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • “ሓደ ልቢ ኽህቦም . . . እየ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • እቲ “ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ” ዝበለ የሆዋ ንምሕዳስ ዚጥቀመሉ ሓይሊ
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ምጽኣት ክርስቶስ ዚዓሞ ነገራት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
rr ገጽ 108

ሳጹን ትምህርቲ 9ረ

“ግዜ ምምላስ ኵሉ”

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

ግብሪ ሃዋርያት 3:21

ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ “ግዜ ምምላስ ኵሉ” ኺብል ከሎ፡ ካብቲ ክርስቶስ ዚነግሰሉ እዋን ኣትሒዙ ኽሳዕ መወዳእታ እተን ሽሕ ዓመት ብዛዕባ ዚህሉ ዜደንቕ እዋን እዩ ዚንበ ነይሩ።

  1. 1914​—የሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ነጊሱ። ብ1919 መንፈሳዊ ምምላስ ህዝቢ ኣምላኽ ጀሚሩ

    ዳሕሮት መዓልትታት

  2. ኣርማጌዶን​—ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት ክርስቶስ ይጅምር፡ “ግዜ ምምላስ ኵሉ” ድማ ኣብ ምድሪ ንዚነብሩ እሙናት ሰባት ስጋዊ በረኸት የምጽኣሎም

    ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት

  3. መወዳእታ ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት​—የሱስ ንዅሉ ናይ ምምላስ ዕዮ ይውድእ፡ ነታ መንግስቲ ኸኣ ንኣቦኡ የረክባ

    ዘለኣለማዊት ገነት

ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ኣብ ምድራዊት ገነት፡ ኣብ ጥቓ ቐላይ ጽቡቕ ግዜ የሕልፉ።

ግዝኣት የሱስ ዜምጽኦ በረኸት፦

  • ክብሪ ንስም ኣምላኽ

  • ጥዕና ንዝሓመሙ

  • ንእስነት ንዝኣረጉ

  • ህይወት ንዝሞቱ

  • ፍጽምና ንእሙናት ደቂ ሰብ

  • ገነት ንምድሪ

ናብ ምዕራፍ 9፡ ሕጡብ ጽሑፍ 23, 33-39 ተመለስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ