ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 92
  • ንስምካ እትኸውን ቤት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንስምካ እትኸውን ቤት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኽብሪ ሃብዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ ዚውደሰላ ቤት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ፍሉይ ጥሪት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 92

መዝሙር 92

ንስምካ እትኸውን ቤት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(1 ዜና መዋእል 29:16)

  1. 1. ዓብዪ ኽብሪ’ዩ፡ ኦ የሆዋ፡

    ቤት ምህናጽ ንዓብዪ ስምካ።

    ብታሕጓስ ንውፍያ’ለና፡

    ንኽብርኻ፡ ንዝናኻ።

    ’ንህበካ ዘበለ ዅሉ፡

    ዝመጸና’ዩ ኻብ ኢድካ።

    ጕልበትና፡ ሞያና፡ ጥሪትና፡

    ተሓጒስና ንህበካ።

    (ኣዝማች)

    እዛ ቤት ትኹን ንዓኻ፡

    ዚውደሰላ ስምካ።

    ነዛ ቤት ንውፍየልካ፡

    ክትከውን ነምልኾኻ።

  2. 2. ’ዛ ቤት ክትመልእ’ዩ ትምኒትና፡

    ብዜማ፡ ብውዳሰኻ፣

    መገድኻ ኻብ ዚምሃሩ፡

    ብዚዓርግ ንኽብርኻ።

    ነዛ እነምልኸላ ቦታ፡

    ክንከናኸና ኢና።

    ምስክር ኰይና ትቝመልና፣

    ’ትድግፍ ንመልእኽትና።

    (ኣዝማች)

    እዛ ቤት ትኹን ንዓኻ፡

    ዚውደሰላ ስምካ።

    ነዛ ቤት ንውፍየልካ፡

    ክትከውን ነምልኾኻ።

(1 ነገ. 8:18, 27፣ 1 ዜና 29:11-14፣ ግብ. 20:24 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ