ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 6-7
  • መእተዊ 1ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 1ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ፍጥረት ብዛዕባ የሆዋ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ብፍጥረት ጌርኩም ንደቅኹም ብዛዕባ የሆዋ ምሃርዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት
    ንቕሑ!—2014
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 6-7
ብፍጥረት ዚሕጐሱ ሕጉሳት ሰባት

መእተዊ 1ይ ክፋል

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መጀመርታኡ ዛንታ ፍጥረት ሒዙ ኣሎ። ብዛዕባ እቲ የሆዋ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝፈጠሮ ጽቡቕ ነገራት ከኣ የዘንቱ። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ ውሉድካ ነቲ ዜደንቕ ብዝሒ ዘለዎ በብዓይነቱ ፍጥረታት ኪርኢ ሓግዞ። ኣምላኽ ንዓና ንሰባት ክንዛረብን ክንሓስብን ክንምህዝን ክንዝምርን ክንጽልን ክእለት ብምሃብ፡ ካብ እንስሳታት ኣጸቢቕና ኸም እንበልጽ ገይሩ ኸም ዝፈጠረና እውን ሓብሮ። ንሓይልን ንጥበብን የሆዋ ኣድንቖት ኣሕድረሉ፣ ምናዳ ኸኣ ነታ ንዓና ንነፍሲ ወከፍናን ንፍጥረቱ ብሓፈሻን ዘላቶ ፍቕሪ ኣድንቖት ኣሕድረሉ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • የሆዋን ወዱን ንምድሪ መንበሪትና ኽትከውን እዮም ፈጢሮምዋ

  • የሆዋ፡ ሰብኣይን ሰበይትን ብምፍጣርን ውሉዳት ኪወልዱ ኽእለት ብምሃብን ስድራ ቤት መስረተ

  • የሆዋ ብዛዕባ ደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ፡ ብሰላምን ብስኒትን ኪነብሩ እዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ