ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g20 ቍ. 2 ገጽ 16
  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ
  • ንቕሑ!—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንስድራ ቤት ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
    ንቕሑ!—2018
  • ንመዓልታዊ ህይወትካ ዚኸውን ጥበብ ኣብ JW.ORG ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
    ንቕሑ!—2019
  • ወግዓዊ ወብ ሳይትና—ንዓናን ንኻልኦትን ዚጠቅም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2020
g20 ቍ. 2 ገጽ 16
ኣብ ሶፋ ኾፍ ኢላ መጽሓፍ ቅዱስ እተንብብ ጓል ኣንስተይቲ።

ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ

እትፈትዎ ሰብካ ሞይቱካዶ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ” ኢልካ ድለ።

ቍጠባዊ ጸገም ኣሎካዶ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ገንዘብካ ኣመሓድር” ወይ “ገንዘብ ምክዋን” ኢልካ ድለ።

‘ህይወት እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧’ ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧” ወይ “ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧” ኢልካ ድለ።

ሕዱር ሕማም የሳቕየካዶ ኣሎ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ከቢድ ሕማም ምስ እትሓምም” ወይ “ሕዱር ሕማም” ኢልካ ድለ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤት ዚኸውን ብሉጽ መምርሒ ሒዙ ኣሎ። ኣብኡ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓታት ንሰብ ናይ ምሕሳብን ናይ ምምዝዛንን ክእለቱ ኼመሓይሸሉ ይኽእል እዩ።—ምሳሌ 1:1-4።

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትምርምሮ ኸነተባብዓካ ንፈቱ። መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ