ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g01 8/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2001
ንቕሑ!—2001
g01 8/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ሚያዝያ-ሰነ 2001

ህይወት ክሳዕ ክንድዚ ሓሲሩዶ ኢዩ፧

ኣብ ቀረባ ዓመታት ንሞት ኣፍኲስካ ናይ ምርኣይ ባህርይ ኣብ መንእሰያት ዘስፋሕፍሐ ኢዩ ዝመስል። ጠንቂ ናይዚ ግን እንታይ ኢዩ፧ መፍትሒኸ ኣለዎዶ፧

5 ንሞት ኣፍኲስካ ናይ ምርኣይ ባህርይ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ብኸመይ ኢዩ፧

8 መንእሰያት ንሞት ኣፍኲስካ ናይ ምርኣይ ባህርይ ከወግዱ ምሕጋዞም

16 ኣሕምልቲ ብላዕ!

17 ብዛዕባ ጸጕሪ ዘሎካ ፍልጠት ምዕማቝ

20 ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣረኣእያ

ኣብ ኣካላት ዝግበር ስልማት​—⁠ምኽንያታዊ ኽትከውን ዘድልየሉ መዳይ

22 ሓዘን ክግለጽ ኣለዎዶ ኢዩ፧

24 ዘደንጹ ድሕነት

28 ንሓምሳ ዓመታት ስራሓት ካይላ ምቕባእ

30 ካብ ከባቢ ዓለም

32 “ንመጽሔታትኩም ሃንቀው ኢየ ዝብሎ”

ምስ ሕማም ኤንዶሜትርዮሲስ ዝገበርክዎ ቃልሲ 11

እዚ ዓይነት ሕማም እዚ ኣብ ኣካላትን ኣእምሮን ስምዒትን ሓያሎ ደቂ ኣንስትዮ ዘሕድሮ ሳዕቤን እንታይ ኢዩ፧

ኣንጻር ጾታ ምስ ዘሸግሩኒ ብኸመይ ኢየ ኽዋጽኣሉ ዝኽእል፧ 25

ሓደ ክርስትያን ንኸምዚ ዝኣመሰለ ጽዩፍ ተግባራት ብኸመይ ኢዩ ኽዋጽኣሉ ዝኽእል፧ ክትከላኸለሉ እትኽእል ገለ መገዲ ኣሎዶ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ