ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g00 8/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2000
ንቕሑ!—2000
g00 8/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ጥሪ 2000

ኣገባብ ናብራኻ ይቐትለካ ድዩ ዘሎ፧

ብኣካልን ኣእምሮን መንፈስን ጥዑይ ምዃን ሓጐስ ዘለዎ ነዊሕ ዕድመ ንምርካብ መሰረት ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ኣገባብ ናብራኻ ብኸመይ ይትንክፈካ ኣሎ፧

3 ኣገባብ ናብራኻ እንታይ ሓደጋታት ኣለዎ፧

4 ጥዕናኻ ብኸመይ ከም እትሕሉ

8 ዑይ ናይ ኣእምሮ ኣመለኻኽታ ብኸመይ ከም እትዕቅብ

12 ‘ካብ ዓለም ዘይምዃን’ እንታይ ማለት ኢዩ፧

14 ገዛእ ርእስኻ ካብ ጽግዕተኛታት ሓሳኹ ተኸላኸል!

16 መሳልል ክትጥቀም ከሎኻ እዚ ዝስዕብ ጥንቃቐታት ተዘውትርዶ ኢኻ፧

19 ብዛዕባ ርጕዲ ዘሎኒ መጠኑ ዝሓለፈ ጭንቀት ብኸመይ ከሰንፎ እኽእል፧

31 ካብ ከባቢ ዓለም

32 ሓደ ኢዚሀራዊ ናይ ሕቶታቱ መልሲ ይረክብ

ብዓቢ ውሕልነት እተሰርሐ ጭዋዳታት 22

ብኸመይ ኢዮም ዝሰርሑ፧ ብኸመይከ ክትከናኸኖም ትኽእል፧

ኣንጻር ዓባይ ሰዓል ኣብ ዝግበር ቃልሲ እተረኽበ ሓድሽ መከላኸሊ 27

ካብቶም ኣብ ብዘላ ዓለም ብምኽንያት አይድስ: ዓሶ: ከምኡውን ትሮፒካዊ ሕማማት ዝሞቱ ኵሎም ሰባት እቶም ብዓባይ ሰዓል ዝሞቱ ይበዝሑ። ተመራመርቲ ግን ተስፋ ኣለዎም። ስለምንታይ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ