ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 30
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ኣንጻር ግብጺ እተዘርበ ትንቢት (1-19)

        • መጥቃዕቲ ነቡካድነጻር ኣቐዲምካ ተነግረ (10)

      • ሓይሊ ፈርኦን ተሰብረ (20-26)

ህዝቅኤል 30:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኦብ 15
  • +ህዝ 32:7
  • +መዝ 110:6

ህዝቅኤል 30:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 32:11, 12

ህዝቅኤል 30:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኵሎም እቶም ካብ ካልኦት ህዝብታት ዝመጹን።”

  • *

    ነቶም ምስ ግብጺ ኺዳን ዝገበሩ እስራኤላውያን ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 2:12
  • +ናሆ 3:8, 9

ህዝቅኤል 30:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 30:18
  • +ኤር 44:1
  • +ህዝ 29:10

ህዝቅኤል 30:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:19፣ ህዝ 29:12፣ 32:18

ህዝቅኤል 30:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:19፣ 32:11

ህዝቅኤል 30:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 1:6
  • +ህዝ 29:5

ህዝቅኤል 30:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:3
  • +ህዝ 31:12

ህዝቅኤል 30:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እታ ናይ እብራይስጢ ቓል ምስ “ፋንድያ” እትዛመድ ክትከውን ትኽእል እያ፣ ንዕቀት ንምግላጽ ከኣ ተገልግል።

  • *

    ወይ፡ “ሞፍ።”

  • *

    ወይ፡ “ሹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 43:12፣ 46:14
  • +ኤር 46:5

ህዝቅኤል 30:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ቲብጽ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:13, 14፣ ኤር 44:1
  • +ኤር 46:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2003፡ ገጽ 32

ህዝቅኤል 30:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2003፡ ገጽ 32

ህዝቅኤል 30:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞፍ።”

ህዝቅኤል 30:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ሄልዮጶሊስ።

ህዝቅኤል 30:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 30:8
  • +ኤር 46:20፣ ህዝ 31:18
  • +ኤር 46:19

ህዝቅኤል 30:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:25፣ ህዝ 29:3
  • +2ነገ 24:7፣ ኤር 46:2
  • +ኤር 46:21

ህዝቅኤል 30:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:12

ህዝቅኤል 30:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓይሊ ንጉስ ባቢሎን ክውስኽ።”

  • *

    ማለት፡ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ባቢሎን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 27:6
  • +ህዝ 32:11, 12

ህዝቅኤል 30:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:19, 20

ህዝቅኤል 30:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:12

ሓፈሻዊ

ህዝ. 30:3ኦብ 15
ህዝ. 30:3ህዝ 32:7
ህዝ. 30:3መዝ 110:6
ህዝ. 30:4ህዝ 32:11, 12
ህዝ. 30:5ጸፎ 2:12
ህዝ. 30:5ናሆ 3:8, 9
ህዝ. 30:6ህዝ 30:18
ህዝ. 30:6ኤር 44:1
ህዝ. 30:6ህዝ 29:10
ህዝ. 30:7ኤር 46:19፣ ህዝ 29:12፣ 32:18
ህዝ. 30:10ህዝ 29:19፣ 32:11
ህዝ. 30:11ኣን 1:6
ህዝ. 30:11ህዝ 29:5
ህዝ. 30:12ህዝ 29:3
ህዝ. 30:12ህዝ 31:12
ህዝ. 30:13ኤር 43:12፣ 46:14
ህዝ. 30:13ኤር 46:5
ህዝ. 30:14ዘፍ 10:13, 14፣ ኤር 44:1
ህዝ. 30:14ኤር 46:25
ህዝ. 30:18ህዝ 30:8
ህዝ. 30:18ኤር 46:20፣ ህዝ 31:18
ህዝ. 30:18ኤር 46:19
ህዝ. 30:22ኤር 46:25፣ ህዝ 29:3
ህዝ. 30:222ነገ 24:7፣ ኤር 46:2
ህዝ. 30:22ኤር 46:21
ህዝ. 30:23ህዝ 29:12
ህዝ. 30:24ኤር 27:6
ህዝ. 30:24ህዝ 32:11, 12
ህዝ. 30:25ህዝ 29:19, 20
ህዝ. 30:26ህዝ 29:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 30:1-26

ህዝቅኤል

30 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ከምዚ ኢልካ ተነበ፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“‘ኣየ፡ እታ መዓልቲ ትመጽእ ኣላ!’ ኢልካ ዋይዋይ በል።

 3 እታ መዓልትስ ቀሪባ፡ እወ፡ መዓልቲ የሆዋ ቐሪባ እያ።+

መዓልቲ ደበናታት፡+ ምዱብ ግዜ ኣህዛብ ክትከውን እያ።+

 4 ሰይፊ ናብ ግብጺ ኺመጽእ፡ እቶም ቅቱላት ኣብ ግብጺ ምስ ወደቑ ኸኣ ኢትዮጵያ ብስምባድ ክትውሓጥ እያ፣

ሃብታ ተወሲዱ፡ መሰረታታ ድማ ፈሪሱ ኣሎ።+

 5 ኢትዮጵያን+ ጱጥን+ ሉድን ኵሎም ሕውስዋስ ህዝብን*

ኩብን ደቂ እታ ምድሪ ኺዳንን፡*

ኵላቶም ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።”’

 6 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

‘ደገፍቲ ግብጺ እውን ኪወድቁ እዮም፣

እቲ ዕቡይ ሓይላ ድማ ኪዋረድ እዩ።’+

“‘ካብ ሚግዶል+ ክሳብ ሴኔ+ ኣብታ ምድሪ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። 7 ‘ኣዝየን ዝባደማ ሃገራት ኪዀና እየን፣ ከተማታታ ድማ ኣዝየን ዑናታት ከተማታት ኪዀና እየን።+ 8 ኣብ ግብጺ ሓዊ ምስ ኣጐድኩ፡ ኵሎም ደገፍታ ኸኣ ምስ ተሰባበሩ፡ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም። 9 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ብርእሳ እትተኣማመን ኢትዮጵያ ራዕራዕ ምእንቲ ኸብላ፡ ብመራኽብ ልኡኻት ክልእኽ እየ፣ እታ ኣብ ግብጺ እትመጽእ ዘላ መዓልቲ ብርግጽ ክትመጽእ እያ እሞ፡ ብእኣ ስምባድ ኪሕዞም እዩ።’

10 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንጭፍራታት ግብጺ ብኢድ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን መወዳእታ ኽገብረሎም እየ።+ 11 ንሱን ተዋጋእቱን፡ እቶም ካብ ኣህዛብ ኣዝዮም ጨካናት ዝዀኑ፡+ ነታ ምድሪ ኼጥፍእዋ ኺመጹ እዮም። ሰይፎም ኣብ ልዕሊ ግብጺ ኺመልሑ፡ ነታ ምድሪ ድማ ብቕቱላት ኪመልእዋ እዮም።+ 12 ንመትረባት ኒል+ ከንቅጾ፡ ነታ ምድሪ ኸኣ ኣብ ኢድ እኩያት ክሸጣ እየ። ነታ ምድርን ኣብኣ ንዘሎ ዅሉን ብኢድ ጓኖት ገይረ ኸባድም እየ።+ ኣነ የሆዋ ተዛሪበ ኣለኹ።’

13 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነቶም ጽዩፋት ጣኦታት* ከጥፍኦም፡ ነቶም ከንቱ ኣማልኽቲ ኖፍ* ከኣ ክውድኦም እየ።+ ካብ ምድሪ ግብጺ ደጊም መስፍን* ኣይኪኸውንን እዩ፣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ድማ ፍርሂ ኸንብር እየ።+ 14 ንጳጥሮስ+ ከባድማ፡ ኣብ ጾዓን ሓዊ ኽኣጕድ፡ ኣብ ኖ*+ ኸኣ ፍርዲ ኽፍጽም እየ። 15 ኣብ ሲን እታ ዕርዲ ግብጺ ነድረይ ክኽዑ፡ ንህዝቢ ኖ ድማ ከጥፍኦ እየ። 16 ኣብ ግብጺ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣ ሲን ክትሽበር፡ ኖ ኽትጥሓስ፡ ኖፍ* ከኣ ቀትሪ ምድሪ መጥቃዕቲ ኺመጻ እዩ። 17 ኣጕባዝ ኦንን* ፊቤሴትን ብሰይፊ ኺወድቁ፡ እተን ከተማታት ድማ ናብ ምርኮ ኪኸዳ እየን። 18 ኣብ ታህፋኔስ ኣርዑት ግብጺ ምስ ሰበርኩ፡ ኣብኣ መዓልቲ ኽትጽልምት እያ።+ እቲ ዕቡይ ሓይላ ኺውዳእ፡+ ደበናታት ኬጐልብባ፡ ዓድታታ እውን ናብ ምርኮ ኪኸዳ እየን።+ 19 ኣብ ግብጺ ፍርዲ ኽፍጽም እየ፣ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።’”

20 ኣብ መበል 11 ዓመት፡ ኣብ ቀዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ መጸኒ፦ 21 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንቕልጽም ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ሰይረያ ኣለኹ፣ ምእንቲ ኽትሓዊ ተባሂላ ኣይክትእሰርን ወይ ሰይፊ ንምሓዝ ምእንቲ ኽትድልድል ተባሂላ ብመዘነኒ ኣይክትዝነንን እያ።”

22 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ኣነ ኣንጻር ፈርኦን ንጉስ ግብጺ እየ፣+ ንቐላጽሙ፡ ነታ ብርትዕትን ነታ ስብርትን ክሰብረን እየ፣+ ነታ ሰይፊ ድማ ካብ ኢዱ ኸውድቓ እየ።+ 23 ንግብጻውያን ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ፋሕ ከብሎምን ኣብ መንጎ ሃገራት ክብትኖምን እየ።+ 24 ንቐላጽም ንጉስ ባቢሎን ከበርትዐን፡*+ ሰይፈይ ድማ ኣብ ኢዱ ኽገብር፡+ ቀላጽም ፈርኦን እውን ክሰብር እየ፣ ንሱ ኸኣ ከም ዚመውት ሰብ ኣብ ቅድሚኡ* ዓው ኢሉ ኺግዕር እዩ። 25 ንቐላጽም ንጉስ ባቢሎን ከበርትዐን እየ፣ ቀላጽም ፈርኦን ግና ኪለምሳ እየን፣ ሰይፈይ ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ምስ ገበርኩ፡ ንሱ ድማ ኣንጻር ምድሪ ግብጺ ምስ ዘርግሓ፡+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም። 26 ንግብጻውያን ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ፋሕ ከብሎምን ኣብ መንጎ ሃገራት ክብትኖምን እየ፣+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ድማ ኪፈልጡ እዮም።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ