መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2011
እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም
መጽሓፍ ቅዱስ
መዓስ ተጻሒፉ፧ 1/6
ብቓል ኣምላኽ ትፍሳህ ዲኻ፧ 15/5
ንህይወት ሰባት ይቕይር፡ 1/2፡ 1/4፡ 1/5፡ 1/7፡ 1/8፡ 1/10፡ 1/11
ንመንእሰያት፡ 1/1፡ 1/3፡ 1/5፡ 1/7፡ 1/9፡ 1/11
ኣብ ውሽጢ መዓልቲ ዚርከብ እዋናት፡ 1/5
ኦሊቬታን—‘ትሑት ተርጓሚ፡’ 1/9
ካብ ጸሓፍቲ ናይ ክርስትያን ቅዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኣብ ጴንጠቆስጠ እተረኽቡ ኣየኖት እዮም፧ 1/12
ዚፍጸም ዘሎ ሽዱሽተ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ 1/5
ዛሞራ ቕኑዕ ጽሑፍ ንምድላው ዝገበሮ ጻዕሪ፡ 1/12
ታሪኽ ህይወት
ሕልመይ ኣብ ተሽከርካሪ ምንባር ነይሩ፡ (ዞያ ዲሚትሮቫ) 1/6
“ሕጂ ስንክልቲ እየ ንዘለኣለም ግና ኣይኰነን!” (ሳራ ቫን ደር ሞንድ)፡ 15/11
ምትዕርራይ ብምግባረይ ዓስቢ ረኸብኩ (ጄምስ ቶምሰን)፡ 15/12
ቀደም ሞት እፈርህ ነይረ ሕጂ ግን “ህይወት ምስ ተረፉ” እጽበ ኣለኹ (ፕዬሮ ጋቲ)፡ 15/7
ብዙሕ ሰናይ ረኺበ እየ (ኣርተር ቦኖ)፡ 15/4
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምሉእ ህይወተይ ምንጪ ብርታዐ ዀነኒ (ማርሶ ላርዋ)፡ 15/9
ንየሆዋ ብምግልጋለይ ሕጉስ እየ (ፍረድ ራስክ)፡ 15/10
“ንፉዕ ሓላውን ፍቑር ብጻይን” (ጆን ባር)፡ 15/5
ኣብ ትሕቲ ፈተና እውን ከይተረፈ ንየሆዋ ብምግልጋለይ አመስግን እየ (ማርቸ ደ ዮንግ-ቫን ደን ሆቨል)፡ 15/1
ከም ጓል ይፍታሕ (ጆና ሶንስ)፡ 1/12
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
‘ሓጐስካ ግበሮ’ (ውድብ)፡ 15/3
ሕክምናዊ ሓገዝ ይቕበሉ ድዮም፧ 1/2
ሕጋዊ ቓልሲ ብዓወት ተዛዘመ! (ሩስያ)፡ 15/7
“መንግስቲ ኣምላኽ ትምጻእ!” ዘርእስቱ ኣኼባታት ኣውራጃ፡ 1/6
ስነ ስርዓት ምረቓ ጊልዓድ፡ 1/2፡ 1/8
‘ብልግሲ ምሃብ’ (ወፈያታት)፡ 15/11
ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ሕታም (መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ)፡ 15/7
ታሪኻዊ ኣኼባ፡ 15/8
ንጽቡቕ ስሞም ተጣበቑሉ (ሩስያ)፡ 1/5
ኣብ ዓመታዊ ጸብጻብ ዘሎ ኣሃዛት፡ 15/8
ኣኼባታት ኣውራጃ ሩስያ፡ 1/3
‘ኣኽብሮት ዚግብኦም ተቓወምቲ’ (ናዚ ጀርመን)፡ 10/1
ካብ . . . እተላእከት ደብዳበ፡ 1/3፡ 1/6፡ 1/9፡ 1/12
እተፈላለየ
ሃዋርያት በትሪ ኺማልኡን ኣሳእኖም ኬእትዉን፡ 15/3
መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ነቶም ተራ ህዝቢ ብኸመይ ይርእይዎም ነበሩ፧ 1/7
መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ልብና ድያ ዘላ፧ 1/3
መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ 1/7
‘መጻሕፍትን ብራናታትን ተማልኣለይ፡’ 15/6
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጾታዊ ጕዳያት ዘለዎ ኣረኣእያ፡ 1/11
ሙሴ ንደቂ ኣሮን ስለምንታይ እዩ ዀርዩሎም፧ (ዘሌ 10:16-20)፡ 15/2
ምዉታት ተስፋ ኣለዎም፡ 1/6
ምድሪ ድሕሪ 2012 ክትቅጽል ድያ፧ 1/12
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት “ተካኢ ቕዱስ ጴጥሮስ” ድዩ፧ 1/8
ሰሎሞን ኣእዋም ካብ ሊባኖስ ዘምጽአ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2
ሰብኣይ ንሰበይቲ ምዉት ሓዉ ኼእትዋ እተገብረ መሰናድዎ፡ 1/3
ሰይጣን ንተመን እተጠቕመ ስለምንታይ እዩ፡ 1/1
“ሸውዓት ፍርያት” እታ ጽብቕቲ ምድሪ፡ 1/9
ቄሳር ዚብል ስም እንታይ የመልክት፧ 1/7
ቅረማ፡ 1/2
በርባን፡ 1/4
በዓል ምሕዳስ (ዮሃ 10:22)፡ 1/9
ባህርያዊ ሓደጋታት—ካብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ድዩ፧ 1/12
ብኣምላኹ ተጸናንዐ (ኤልያስ)፡ 1/7
ትርጕም ዘለዎ ህይወት፡ 1/7
ትንቢት ኪፈትሕ ዚኽእል መን እዩ፧ 1/12
ነቡካድነጻር ዝሃነጾ ነገራት፡ 1/11
ነታ ልዕሊ ዅሉ እተገድስ መዓልቲ ኸተኽብር ተዳሊኻዶ ኣለኻ፧ 1/2
“ናብ ኣንፊ ብልሒ እንተ ኣድሐርሐርካ” (ግብ 26:14)፡ 1/8
ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም (ኣስቴር)፡ 1/10
ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብኸመይ ከተለልዮ፧ 1/8
ንዓለም ዚገዝኣ ዘሎ መን እዩ፧ 1/9
ንዘለኣለም ምንባር ዜሰልኪ ድዩ፧ 1/5
“አሚነ አሎኹ” (ማርታ)፡ 1/4
ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧ 1/9
ኣሽረፍቲ ኣብ ቤተ መቕደስ፡ 1/11
ኣብራም ኣብ ከመይ ዝበለ ቤት ይነብር ነይሩ፧ 1/1
ኣብርሃም ኣግማል ይውንን፧ 15/6
ኣብ ቤተ መቕደስ ዚወሃብ ኣገልግሎት ብኸመይ ይምወል ነይሩ፧ 1/11
ኣብ እስራኤል ዝናም ኣብ ዘይዘንመሉ ወቕቲ እኹል ማይ ምርካብ፡ 1/1
ኣብ እዋን ለይቲ ሰዓት ምቝጻር፡ 1/8
ኣብ ጥንታዊ ማሕተማት ካይላ እተረኽበ ስማት፡ 1/5
“ኣንስቲ” (መክ 2:8)፡ 15/3
ኣውልዕ ይፍቶ ነበረ፡ 1/10
እንታይ ገበን እዩ ኸም ናይ የሱስ ዓይነት ናይ ሞት ፍርዲ ዜፍርድ ነይሩ፧ 1/4
ከም ልቢ የሆዋ ዝበለ ሰብኣይ፡ 1/9
ከም ቤትካ ምንባር፡ 1/6
“ካብ ቤት ቄሳር ዘበሉ” (ፊል 4:22)፡ 1/3
ኵሎም እሙናት ክርስትያናት ናብ ሰማይ ይኸዱ ድዮም፧ 1/6
“ወንጌል መንግስቲ፡” 1/3
ወዲ ምብራቕ እስያ ኣብ ጥንታዊት ኢጣልያ፡ 1/1
ዜጕሂ ነገራት እናኣጋጠሞ ኽነሱ ጸንዐ (ሳሙኤል)፡ 1/1
የሁ ተሓላቒ ንጹህ ኣምልኾ፡ 15/11
የሩሳሌም ዝጠፍአት መዓስ እያ፧ 1/10 1/11
ድኽነት ኪጠፍእ እዩ፡ 1/6
ገሃነም ሰባት ብሓዊ ዚሳቐዩሉ ቦታ ድዩ፧ 1/4
ገነት ኤድን፡ 1/1
ገንዘብ (ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ 1/5
ጠላዕ፡ 1/3
ጥምቀት ሕጻናት፡ 1/10
ጴጥሮስ ምስ ፈሓቚ ቈርበት ምቕማጡ፡ 1/6
“ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ፡” 1/3
“ጽሩይ ቀይሕ ፈትሊ፡” 1/12
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ሕማም ንሓጐስካ ኼጥፍኦ ኣይተፍቅድ፡ 15/12
ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ብሕታዊ ጸገም ምስ ዜጋጥመኒ እንታይ ክገብር፧ 15/10
‘ምእዛዝ ካብ መስዋእቲ ይበልጽ፡’ 15/2
ርእስኻ ኣይትጠብር፡ 15/3
ስድራ ቤት ሕጕስቲ ኽትኸውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧ 1/10
በዳሂ ዅነታት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ከም ፊንሃስ ኩን፡ 15/9
ብሓባር ንተሓጐስ! 15/10
ብሓባር ኴንኩም መንፈሳውነትኩም ኣማዕብሉ፡ 1/11
ንሓዳር ነባሪ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧ 1/2
ንመሪሕነት ኣምላኽ ኣስተውዕሎ፡ 15/4
ንመጻምድትኻ ኣኽብሮ፡ 1/8
“ንምፍቃር ግዜ ኣለዎ ንምጽላእ ግዜ ኣለዎ፡” 1/12
“ንቕሑ፡” 15/10
ንበረኸትካ ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/2
ንኣሽቱ ኺጥመቑ ግቡእ ድዩ፧ 15/6
ንክርስትያን ብጾትካ ኸቶ ኣይትራሕርሓዮም፡ 15/3
ንውሉዳትካ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ኣስርጸሎም፡ 1/2
ንደቅኻ ምሃሮም፡ 1/2፡ 1/4፡ 1/6፡ 1/8፡ 1/10፡ 1/12
ንደቅኻ ኣኽበርቲ ሰብ ኪዀኑ ምሃሮም፡ 15/2
ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ 15/8
ኣብቲ የሆዋ ዝገበረልካ ነገራት ኣተኵር፡ 15/1
ኣብዛ ሸፈጥ ዝመልኣ ዓለም ሓቀኛ ምዃን፡ 15/4
ኣቦታት ምስ ኣወዳቶም ብኸመይ ብዝያዳ ይቀራረቡ፧ 1/11
ኣጠቓቕማ ኢንተርነት፡ 15/8
“ኪሰልጠካ እዩ፡” 15/6
ወለዲ ንደቆም ብዛዕባ ጾታዊ ጉዳያት ኪምህርዎም ይግባእዶ፧ 1/11
ውሉዳት ኣብ ሓዳር ዘለዎም ጽልዋ፡ 1/5
ግብሪ፡ 1/9
ጥዑያት ኣዕሩኽ ክንመርጽ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ 1/12
ጻማ ኣለዎ! (ኣምልኾ ስድራ ቤት) 15/2
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ህይወትን ሰላምን ንምርካብ ብመንፈስ ተመላለስ፡ 15/11
መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምፍጣር ዝነበሮ ግደ፡ 15/2
መንፈስ ኣምላኽ ንኺመርሓካ ትፈቅድዶ ኣለኻ፧ 15/4
መንፈስ ኣምላኽ እምበር መንፈስ ዓለም ኣይትቀበል፡ 15/3
መወዳእታ ኪቐርብ ከሎ ኣብ የሆዋ ተወከል፡ 15/3
መዘናግዒኻ ጠቓሚ ድዩ፧ 15/10
“ምእንቲ ኽትረኽብዋ . . . ጕየዩ፡” 15/9
ሰናይ ኣብነት ድዩ ዚዀነካ ወይስ መለበሚ፧ 15/12
ስምረት ኣምላኽ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይመርሕ፡ 15/2
በቲ መቀዳደሚ ብትዕግስቲ ጕየ፡ 15/9
ብመንፈስ ኣምላኽ እንምራሕ ስለምንታይ ኢና፧ 15/12
ብምሉእ ልብኻ ጽድቂ ፍቶ፡ 15/2
ብፈተና ንኸይንወድቕን ተስፋ ንኸይንቘርጽን ሓይሊ ይህበና፡ 15/1
“ነቲ ምሳኻትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ፡” 15/6
ነቲ ንጹር መጠንቀቕታታት የሆዋ ተቕልበሉ ዲኻ፧ 15/7
‘ነቶም ኣብ ማእከልኩም ዚጽዕሩ ኣኽብርዎም፡’ 15/6
ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ፧ 15/7
ንመሲሕ ረኺቦምዎ፡ 15/8
ንመሲሕ ተጸብዮምዎ፡ 15/8
ንመውስቦ ኻብ ኣምላኽ ከም እተዋህበካ ውህበት ጌርካ ርኣዮ፡ 15/1
ንሰብኡት ብመንፈስ ንኺዓብዩ ሓግዝዎም፡ 15/11
ንኣምላኽ ዜኽብር ውሳነታት ግበር፡ 15/4
ንእተመርዓዉን ንዘይተመርዓዉን ዚኸውን ጥበባዊ ምኽሪ፡ 15/10
ንኻልኦት ሓላፍነት ንምስካም ድሌት ንኺሓድሮም ሓግዝዎም፡ 15/11
‘ንዅሎም ሕዙናት ኣጸናንዓዮም፡’ 15/10
ንዅሎም ሰባት ዜድልዮም ብስራት፡ 15/6
ንዝዀነ ይኹን ፈተና ንኽንሰግር ሓይሊ ይህበና፡ 15/1
ንየሆዋ ብዅሉ ርዝነት ነገልግሎ፡ 15/4
ንጽል ኴንካ ንእትነብሮ ናብራ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ፡ 15/1
ንፍቕራዊ መምርሒ የሆዋ ትስዕቦ ዲኻ፧ 15/7
ኣምላኽ ፍቕሩ ንዓና የርኢ ኣሎ፡ 15/6
ኣስኣሰር ሰላም ስዓቡ፡ 15/8
ኣብ ህይወትካ ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ መን እዩ፧ 15/5
“ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ፡” 15/11
‘ኣብ ስም የሆዋ ተማዕቈቡ፡’ 15/1
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ኰነ ሎሚ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምርሑ፡ 15/12
ኣብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ዝዀነ የሆዋ ተወከል፡ 15/10
ኣብዛ እክይቲ ዓለም “ስደተኛታት፡” 15/11
ኣብ የሆዋ ምሉእ ትውክልቲ እንተ ኣሕዲርና ተኣማሚንና ንነብር፡ 15/5
ኣቱም ክርስትያን ስድራ ቤታት ‘ንቕሑ!’ 15/5
ኣቱም ክርስትያን ስድራ ቤታት “እተዳሎኹም ኩኑ፡” 15/5
እተዳሎኻ ኹን፡ 15/3
ከም ኤርምያስ ንቑሕ ኩን፡ 15/3
‘ወዳጄ መዓሙቝ ጥበብ ኣምላኽ’ (ሮሜ 11)፡ 15/5
ዓመጻ ትጸልእ ዲኻ፧ 15/2
ዕረፍቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ 15/7
የሆዋ—“ኣምላኽ ሰላም፡” 15/8
የሆዋ ይፈልጠካ ድዩ፧ 15/9
የሆዋ ግደይ እዩ፡ 15/9
የሆዋ ግዴኻ ንኪኸውን ትፈቕደሉዶ ኣለኻ፧ 15/9
ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ብመንፈስ ኣምላኽ ተመርሑ፡ 15/12
“ፍረ መንፈስ” ንኣምላኽ የኽብሮ፡ 15/4
የሆዋ
ሓሙሽተ ሓሶት ተቓሊዑ! 1/10
ሕግታት ዩኒቨርስ፡ 1/7
ሕግታት ይጠቕመና፡ 1/11
ቈልዑ እንታይ ኪመሃሩ ኣለዎም፧ 1/8
ብሓቂዶ ይሓልየልካ እዩ፧ 1/1
ንሓደ ዓሌት ካብ ካልእ ኣብሊጹ ይርኢ ድዩ፧ 1/7
ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ፡ 1/4
ንኣምላኽ ቅረቦ፡ 1/1፡ 1/2፡ 1/3፡ 1/4፡ 1/5፡ 1/6፡ 1/7፡ 1/8፡ 1/9፡ 1/10፡ 1/11፡ 1/12
ንእስራኤላውያን ብርኒጎታት ዝመገቦም ስለምንታይ እዩ፧ 1/9
ንድያብሎስ ፈጢርዎ ድዩ፧ 1/3
ኣምላኽ መን እዩ፧ 1/2
ኣብ ሓደ ቦታ ድዩ ዚነብር፧ 1/8
ኣብቲ ስንጭሮ ዚርከብ ስም (ስዊዘርላንድ)፡ 15/1
ኣዳምን ሄዋንን ከም ዚሓጥኡ ይፈልጥ ነይሩ ድዩ፧ 1/1
እከይን መከራን ኪህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ 1/5
ካብኡ ኽትመሃር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ 1/1
ውድብ ኣለዎዶ፧ 1/6
የሱስ ክርስቶስ
መርመራ ቤት ፍርዲ፡ 1/4
“ንስኻኳ በልካ” ዚብላ ቓላት፡ 1/6
ንክርስቶስ ነቲ ፍጹም መራሒና ንስዓቦ 15/5
ኣብ መስቀል ድዩ ተሸንኪሩ፧ 1/3
እተሰቕለላ ሰዓት፡ 15/11
ካበይ ከም ዝመጸ፣ እንታይ ከም ዝገበረ፣ ስለምንታይ ከም ዝሞተ፡ 1/4
ክንደይ መሲሓዊ ትንቢታት እዩ ዘሎ፧ 15/8
የሱስ ክርስቶስ መን እዩ፧ 1/3