ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • rr ገጽ 230-231
  • ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምግጣሙ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምግጣሙ
  • ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንኣምላኽ ደኣ ኣምልኮ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንርእሲ እቲ ተመን ምጭፍላቕ
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ራእይ—ንመጻኢኻ ዘለዎ ትርጉም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • እዛ ዓለም እዚኣ እትጠፍእ ብኸመይ እያ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
rr ገጽ 230-231

ሳጹን ትምህርቲ 22ሀ

ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምግጣሙ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
  • ፍጹማት ሰባት ናብ ሰማይ ይጥምቱ።

    ደቂ ሰብ ናብ ፍጽምና ይምለሱ—1 ቈረ. 15:26

  • የሱስ ንዘውዱ ናብ የሆዋ ይመልሳ።

    የሱስ ነታ መንግስቲ ንኣቦኡ የረክባ—1 ቈረ. 15:24

  • ክልተ ዓለወኛታት ንህዝቢ፡ ንተቓውሞ የለዓዕሉ።

    ሰይጣን ካብ መዓሙቝ ይፍታሕ፣ ኣብቲ ናይ መወዳእታ መጥቃዕቲ ድማ፡ ዓለወኛታት ምስ ሰይጣን ይሓብሩ—ራእ. 20:3, 7, 8

  • ዓለወኛታት ይጠፍኡ።

    ኵሎም ዓለወኛታት ይጠፍኡ—ራእ. 20:9, 10, 15

  • ኣብ ገነት ዚነብሩ ፍጹማት ሰባት ንየሆዋ ይውድስዎ።

    ሰባት ብሰላምን ብሓድነትን ንዘለኣለም ይነብሩ—ሮሜ 8:19-21

ናብ ምዕራፍ 22፡ ሕጡብ ጽሑፍ 19-29 ተመለስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ