መጋቢት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ መጋቢት 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 7-13 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኣስቴር 6-10 ኣስቴር ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ፡ ምእንቲ የሆዋን ምእንቲ ህዝቡን ስጕምቲ ወሰደት ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ መጽሔት ኣዳሉ ክርስትያናዊ ህይወት ንኣጋይሽና ብሓጐስ ንቀበሎም 14-20 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 1-5 እዮብ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ፡ ንጽህናኡ ሓለወ 21-27 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 6-10 እቲ እሙን ዝነበረ እዮብ ጓሂኡ ገለጸ 28 መጋቢት–3 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 11-15 እዮብ ኣብ ትንሳኤ ምትእምማን ነበሮ ክርስትያናዊ ህይወት ሳላ በጃ እንረኽቦ ትንሳኤ