መስከረም ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ መስከረም 2017 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 4-10 መስከረም ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 42-45 ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ ክርስትያናዊ ህይወት ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧ 11-17 መስከረም ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 46-48 ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሱ እስራኤላውያን ዜስተማቕርዎ በረኸት 18-24 መስከረም ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 1-3 ንየሆዋ እሙን ምዃን በረኸት የምጽእ ክርስትያናዊ ህይወት ክትፍተን ከለኻ እሙን ኩን ክርስትያናዊ ህይወት ዘመድካ ምስ ዚውገድ እሙን ኩን 25 መስከረም–1 ጥቅምቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 4-6 ንየሆዋ ወትሩ ተገልግሎ ዲኻ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ንየሆዋ ወትሩ ኼገልግልዎ፡ ኣሰልጥኖም