ለካቲት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ለካቲት 2018 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 5-11 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 12-13 ምሳሌ እቲ ስርናይን ክርዳድን ክርስትያናዊ ህይወት ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧ 12-18 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 14-15 ማቴዎስ ብሒደት ሰባት ንብዙሓት ምምጋብ ክርስትያናዊ ህይወት “ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር” 19-25 ለካቲት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 16-17 ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ውጽኢታዊ ሕቶታት ተጠቐም 26 ለካቲት–4 መጋቢት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 18-19 ንርእስኻን ንኻልኦትን ከይትዕንቅፍ ተጠንቀቕ