ሕዳር ሕታም መጽናዕቲ ትሕዝቶ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 44 የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 45 ወትሩ ንሓድሕድና ብተኣማንነት ንፋቐር ዓንቀጽ መጽናዕቲ 46 ኣቱም ሓደስቲ ሰብ ሓዳር፡ ንኣገልግሎት የሆዋ ኣብ ህይወትኩም ኣተኵሩሉ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 47 እምነትካ ኽሳዕ ክንደይ እያ ድልድልቲ ኽትከውን፧ ታሪኽ ህይወት ዕላማ ዘለዎ ህይወት ንምርካብ ዝገበርክዎ ጻዕሪ ትፈልጥዶ፧ ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ