ቍ. 3 መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወትካ ኼመሓይሾ ይኽእልዶ፧ ትሕዝቶ ንዘመናዊ ህይወት ዚኸውን ጥንታዊ መጽሓፍ ኣካላዊ ጥዕና ስምዒታዊ ጥዕና ናብራ ስድራ ቤትን ዕርክነትን ኣተሓሕዛ ገንዘብ መንፈሳውነት ኣብ ታሪኽ ልዕሊ ዅሉ ሓጋዚ ዝዀነ መጽሓፍ ኣብዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወትካ ኼመሓይሾ ይኽእልዶ፧