ቍ. 2 ዝሓሸት ዓለም ቀሪባ እያ መእተዊ ትሕዝቶ ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ ዓለም ክትጠፍእ ድያ፧ መወዳእታ ዓለም መዓስ እዩ ኪኸውን፧ የሱስከ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኢሉ፧ ኣብ ሓዳስ ዓለም ክትነብር እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧ ገነት እትኸውን ሓዳስ ዓለም ቀሪባ እያ መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧