ቍ. 1 ጸሎት ብሓቂ ጥቕሚ ኣለዎዶ፧ መእተዊ ትሕዝቶ ሰባት ብዛዕባ ጸሎት እንታይ ይብሉ፧ ኣምላኽ ንጸሎትና ይሰምዖ ድዩ፧ ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ዘይምልሶ ስለምንታይ እዩ፧ ጸሎትካ ምእንቲ ኺስማዕ ብኸመይ ክትጽሊ ትኽእል፧ ጸሎት ብኸመይ እዩ ዚሕግዘካ፧ ኣምላኽ ንጸሎትካ ይሰምዖ ድዩ፧