1 ለካቲት መፍትሕ ዓወት እንታይ ኢዩ፧ ካብ ጽንዓት ዝርከብ ዓወት ነቶም ኣብ ኔዘርላንድ ዝርከቡ እተፈላለየ ዓሌት ዘለዎም ሰባት ምሕጋዝ ክሳዕ መኣዝ ኢዩ ህላወ እኩያት ክቕጽል፧ የሆዋ ኣይክድንጕን ኢዩ ብኣምላኽ ምድሓንና እልል ንበል የሆዋ መዕቆብየይን ሓይለይን ኢዩ ጥበብ ዘለዎ ምኽሪ ኣደ የሆዋ ብኸመይ ኢዩ ክዝክረካ፧ ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧