15 ነሓሰ ዓቃላት ንምድሪ ኺወርስዋ እዮም “ከምቲ ኣብ ሰማይ: ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ” ኣብ ምልክዕቲ ደሴት እተራእየ ዜሐድስ ዕቤት “ጥቕሲ ምስ ጥቕሲ ነነጻጽር” ባሩኽ እሙን ጸሓፊ ኤርምያስ እዮብ—ዕጉስን ንጽህናኡ ዝሓለወን ሰብኣይ “ብዛዕባ ትዕግስቲ እዮብ ሰሚዕኩም አሎኹም” ትዝክሮዶ፧ ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ ኣሪጉ እምበር ዓዲ ኣይወዓለን ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧