1 ለካቲት ትሕዝቶ ኣምላኽ መን እዩ፧ ኣምላኽ ብርእሱ ሓሲቡ ዚዓዪ ኣካል ድዩ፧ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ የሱስ፡ ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ፧ ኣምላኽ ይሓልየለይ ድዩ፧ ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት ንውሉዳት ምግሳጽ ስም እንታይ ሒዙ ኣሎ፧ ኣምላኽ ብዛዕባ ዚሰምዖ ጸሎት እቲ ዝዓበየ መረጋገጺ ፍቕሪ ኣምላኽ ትፈልጥዶ፧ ብኽብሪ ተዓዲምካ ኣለኻ ንደቅኻ ምሃሮም ዮስያስ ቅኑዕ ዘበለ ኺገብር መረጸ መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወት ሰባት ይቕይር ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣምልኾኦም ምስሊ ዘይጥቀሙ ስለምንታይ እዮም፧ ገጸ 32 ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧