1 ለካቲት ትሕዝቶ ኣርማጌዶን ገሊኣቶም ብዛዕባኡ እንታይ ይብሉ፧ ኣርማጌዶን ብዛዕባኡ ዚገልጽ ሓቂ ኣርማጌዶን ዚመጽእ መዓስ እዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ትፈልጥዶ፧ “ኣነስ ከቶ ኣይክርስዓኩምን እየ” ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝባጽሐ ውሉድካ ነቲ ዝመሃርካዮ ሃይማኖት ኣብ ሕቶ ኼእትዎ ኸሎ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ናብራ ሙዚቀኛታትን መሳርያታቶምን ምድሪ ኽትጠፍእ ድያ፧ ኣምላኽ፡ ውድብ ዝገበረ ስለምንታይ እዩ፧ “ንየሆዋ ኣሐጕስዎ” ገጽ ሰላሳን ክልተን ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧