ሕዳር ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ ሕዳር 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 7-13 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 27-31 መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽኢላ ሰበይቲ ይገልጽ ክርስትያናዊ ህይወት “ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ” 14-20 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መክብብ 1-6 ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ ክርስትያናዊ ህይወት መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ 21-27 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መክብብ 7-12 “ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ” ክርስትያናዊ ህይወት ኣቱም መንእሰያት፡ በቲ “ዓብዪ ኣፍ ደገ” ንምእታው ኣይትደንጕዩ 28 ሕዳር–4 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መሃልየ መሃልይ 1-8 እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት