እግረ ጽሑፍ a ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካልን ሓገዝቲ ኣመሓዳሪ ኣካልን ኣባላት ኮሚተ ጨንፈርን ኣብ ካልእ ናይ ኣገልግሎት ምድብ ዜገልግሉ ሽማግለታትን እውን “ውህበት ሰባት” እዮም።