እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ (ካብ ላዕሊ ናብ ታሕቲ)፦ ሰብኣይን ሰበይትን፡ ሰባት ኣብ ኣባይቶም ኣብ ዘይርከቡሉ ኽሊ የገልግሉ። እቲ ቐዳማይ ብዓል ቤት ኣብ ስራሑ እዩ ዘሎ፡ እታ ኻልአይቲ ኣብ ሕክምና እያ ዘላ፡ እታ ሳልሰይቲ ድማ ኣብ ዕዳጋ እያ ዘላ። ነቲ ቐዳማይ ብዓል ቤት ኣጋ ምሸት ከይዶም ይረኽብዎ። ነታ ኻልአይቲ ኣብቲ ኣብ ጥቓ ክሊኒክ ብግህዶ ዚገብርዎ ምስክርነት ይረኽብዋ። ነታ ሳልሰይቲ ኸኣ ብተሌፎን ይረኽብዋ።