እግረ ጽሑፍ
a ሓድሓደ ግዜ፡ ኵላትና ተስፋ ንቘርጽ ኢና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ገለ ኻብቲ ሕልናና ኺዓርበና ኸሎ ኽንገብሮ እንኽእል ነገራት ክንርኢ ኢና። ብሓገዝ የሆዋ ኣብቲ ምስ ምቝራጽ ተስፋ ዚግበር ቃልሲ ኽንዕወት ንኽእል ኢና።