እግረ ጽሑፍ
c ሓደ መወከሲ ጽሑፍ ከምዚ ይብል፦ “ደቀ መዛሙርቲ ኣብ እግሪ መምህራኖም እዮም ዚቕመጡ ነይሮም። ቁም ነገረኛታት ደቀ መዛሙርቲ፡ መምህራን ንምዃን ይዳለዉ ነይሮም እዮም፣ እዚ ድማ ንደቂ ኣንስትዮ ዘይፍቀድ እዩ ነይሩ። . . . ማርያም ነቲ ብልምዲ ንኣንስቲ እተዋህበ ዕዮ ሓዲጋ . . . ኣብ እግሪ የሱስ ምቕማጣን ኪምህር ከሎ ኽትሰምዖ ህንጥይቲ ምዃናን፡ ንብዙሓት ኣይሁድ ሰብኡት መሰምበዶም ነይሩ።”