ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

c መግለጺ ስእሊ፦ ቅድሚ ኣኼባ ጉባኤን ኣብ መንጎ እቲ ኣኼባን ድሕሪ ኣኼባን እንታይ ከም ዚግበር ዜርኢ ሰለስተ ስእልታት። ስእሊ 1፦ ሓደ ሽማግለ ንሓደ ጋሻ ጽቡቕ ገይሩ ይቕበሎ፡ ሓደ መንእሰይ ሓው ንመሳርሒ ድምጺ የዳሉ፡ ሓንቲ ሓብቲ ኸኣ ምስ ሓንቲ ኣረጋዊት ሓብቲ ትዛራረብ። ስእሊ 2፦ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ኺምራሕ ከሎ፡ ንኣሽቱን ዓበይትን ሓሳብ ይህቡ። ስእሊ 3፦ ሰብኣይን ሰበይትን ነቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምጽራይ ይሕግዙ። ሓንቲ ኣደ ንጓላ ወፈያኣ ኣብ ሳጹን ውጽኢት ከተእቱ ትሕግዛ። ሓደ መንእሰይ ሓው ጽሑፋት የዳሉ፡ ሓደ ሓው ከኣ ንሓንቲ ኣረጋዊት ሓብቲ የተባብዓ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ