እግረ ጽሑፍ c መግለጺ ስእሊ፦ ሄዋን ንግጉይ ትምኒታት ኣይነጸገቶን። ንሕና ግና ነቲ ንግጉይ ትምኒታት ዜተባብዕን ንስም ኣምላኽ ዜውቅስን ምስሊ ዀነ መልእኽቲ ንነጽጎ ኢና።