እግረ ጽሑፍ
f ኣብ ዳንኤል 11:34 ከም እተሓበረ፡ ኣብ ትሕቲ ንጉስ ሰሜን ዚነብሩ ክርስትያናት ካብ መስጐጕቲ እተወሰነ እፎይታ ረኺቦም እዮም። ንኣብነት፡ ሕብረት ሶቭየት ብ1991 ምስ ወደቐት፡ ቍሩብ ኣዕሪፎም እዮም።