እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ፦ ኣካል ሽማግለታት ኣብ ዚገብርዎ ኣኼባ፡ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ዚመርሕ ብዕድመ ዝደፍአ ሓው ንሓደ ብዕድመ ዝነኣሰ ሽማግለ ነዚ ሓላፍነት እዚ ኼሰልጥኖ ይሕተት። እቲ ብዕድመ ዝደፍአ ሓው ነቲ ሓላፍነቱ ዚፈትዎ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ብዕድመ ዝነኣሰ ሓው ግብራዊ ሓሳባት ብምሃብን ካብ ልቢ ብምንኣድን፡ ንውሳነ እቶም ሽማግለታት ካብ ልቡ ኸም ዚድግፎ የርኢ።