እግረ ጽሑፍ
a ምርዑዋት ሰብ ሓዳር ውሉዳት ኪወልዱ ኣለዎም ድዩ፧ ኪወልዱ እንተ ዀይኖም፡ ክንደይ እዮም ኪወልዱ ዘለዎም፧ ከመይ ገይሮምከ እዮም ንደቆም፡ ንየሆዋ ምፍቃርን ምግልጋልን ኬሰልጥንዎም ዚኽእሉ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ዘመናውያን ኣብነታት ትጠቅስ፡ ነዚ ሕቶታት እዚ ንምምላስ ዜኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እውን ተቕርብ።