እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ፦ 1ይ ስጒምቲ፦ ሓደ ሓውን ሓንቲ ሓብትን ናብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይኸዱ። ምስ ክርስትያናት ብጾቶም ሓቢሮም መንፈስ የሆዋ ኣብ ዘለዎ ኣኼባ ይእከቡ። 2ይ ስጒምቲ፦ ተዳልዮም መጺኦም ኣብቲ ኣኼባ ይሳተፉ። እዚ ኽልተ ስጕምቲ እዚ ኣብቲ ኣብዛ ዓንቀጽ ተጠቒሱ ዘሎ ኻልእ ንጥፈታት፡ ማለት ኣብ መጽናዕቲ ቓል ኣምላኽ፡ ኣብ ተሳትፎ ዕዮ ስብከት፡ ከምኡ ድማ ናብ የሆዋ ኣብ ዚቐርብ ጸሎት እውን ይዓዪ እዩ።