እግረ ጽሑፍ b መግለጺ ስእሊ፦ ኣብ ረሳሕ ክሽነ ብምድላዉ እተበከለ ምግቢ ኽንበልዕ ኣይንደልን ኢና። እሞ ደኣ ስለምንታይ ኢና ብዓመጻ፡ ብመናፍስትነት፡ ወይ ብምንዝርና እተበከለ መዘናግዒ ኽንርኢ እንደሊ፧