እግረ ጽሑፍ
a እቲ ንየሆዋ እተቕርቦ ኣገልግሎት ድሩት ኰይኑዶ ይስምዓካ፧ በዚ ኸምዚኸ ንየሆዋ ኸም ዘይትጠቅም ኰይኑዶ ይስምዓካ፧ ወይ ከኣ ንየሆዋ ንምግልጋል ተወሳኺ ኽትገብር ዘይትኽእል ኰይኑዶ ይስምዓካ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ዕላማኡ ንምፍጻም ብእተፈላለየ መገድታት ድሌትን ንምግባር ዓቕምን ከም ዚህበካ ትገልጽ።