እግረ ጽሑፍ e “ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ!” ዚብል ፍረ ነገር ኣኼባ ዞባ 2019፡ ኣብ ትሕቲ ፍቕራዊ ዕቝባ የሆዋ ውሕስነት ከም እንረክብ የእምነና።—1 ቈረ. 13:8።