እግረ ጽሑፍ e መግለጺ ስእሊ፦ እታ ሓብቲ ንኣባላት ጉባኤኣ ናብ ገዛኣ ትዕድሞም። ንሳቶም ከኣ ንሰብኣያ ኺፈልጥዎ ካብ ልቢ ይጽዕሩ። ደሓር፡ እቲ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ኣብ በዓል ዝኽሪ ይእከብ።